ኣብ ከባቢ ዓላ፡ ባዚት ኣብ ዝብሃል ቦታ ካብ ዝርከብ ቤትማእሰርቲ ስርዓት ህግደፍ 500 ዝበጽሑ እሱራት ኣምሊጦም። July 17, 2009 1:22 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE መንነቶም ዘይተፈልጠ ሰባት፡ ሰኑይ 12 ሓምለ ሰዓት ሰለስተ ወጋሕታ፡ ኣብ ከባቢ ዓላ፡ ባዚት ኣብ ዝተባህለ ቦታ ኣብ ዝርከብ ቤትማእሰርቲ ብዘካየዱዎ ስርሒት፡ 500 እሱራት ኣምሊጦም ከምዘለዉ ምንጭታት ሓቢሮም። Continue reading POST TAGS: 500ህግደፍስርዓትባዚትቤትማእሰርቲቦታኣምሊጦም።ኣብእሱራትከባቢካብዓላ፡ዝርከብዝበጽሑዝብሃል
ኣብ ዊዓ ተኣሲሮም ዝነበሩ 400 እሱራት ሓለውቶም ጠሓሒሶም ብምምላጥ ከምዝተበተኑ ምንጭታት ሓቢሮም። July 15, 2009 2:24 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ብግፍዓዊ ኣተሓሕዛ ስርዓት ህግደፍ ዘስካሕክሑ፡ ዊዓ ኣብ ዝተባህለ ኣብ ምብራቓዊ መታሕት ኤርትራ ዝርከብ ህሮርማዊ ቦታ ኣብ ትሕቲ መሬትን ኮንተይነራትን ኣሲሩዎም ዝጸንሑ 400 እሱራት፡ ሓለውቶም ጥሒዞም ድሕሪ ምምላጥ ኣብ ዝተፈላለዩ ኩርናዓት ኤርትራ ተበቲኖም ከምዘለዉ ምንጭታት ሓቢሮም። Continue reading POST TAGS: 400ሓለውቶምሓቢሮም።ምንጭታትብምምላጥተኣሲሮምኣብእሱራትከምዝተበተኑዊዓዝነበሩጠሓሒሶም
ኣብ ተቓውሞ ጸኒዖም ዘለዉ ሓይልታት ምክልኻል ኣብ ዞባ ደቡብ ብመንግስቲ ተዳጕኖም ዝነበሩ 618 እሱራት ወለዲ ነጻ ለቒቖም። December 18, 2008 12:50 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ኣብ ዞባ ደቡብ ኣብ መስርዕ ተቓውሞ ጸኒዖም ዘለዉ ጀጋኑ ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ፡ ነቶም ገንዘብ ዘይከፈልኩም ተባሂሎም ኣብ ኣብያተ ማእሰርቲ መንግስቲ ተቐይዶም ዝጸንሑ 618 ወለድን ስድራቤታትን ብሓይሊ ብረት ነጻ ከምዘምጽኡዎም ምንጭታትና ካብቲ ከባቢ ሓቢሮም። Continue reading POST TAGS: 618ለቒቖም።ሓይልታትምክልኻልብመንግስቲተቓውሞተዳጕኖምነጻኣብእሱራትወለዲዘለዉዝነበሩዞባደቡብጸኒዖም
13 ናይ ዩኒቨርስቲ ዲግሪ ዘለዎም እሱራት ካብ ቤትማእሰርቲ “ትራክ ቢ” ኣምሊጦም። November 10, 2007 1:33 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE 13 ናይ ዩኒቨርስቲ ዲግሪ ዘለዎም እሱራት ካብ ቤትማእሰርቲ ትራክ ቢ (Track B ) ኣምሊጦም ዛጊት ናብ ዘይተፈልጠ ቦታ ከምዝኣተዉ መርበብ ሓበሬታ ኣዱሊስ ኣፍሊጣ። Continue reading POST TAGS: “ትራክቢ”ቤትማእሰርቲናይኣምሊጦም።እሱራትካብዘለዎምዩኒቨርስቲዲግሪ
ሕልናና ኮርኪሕና! — 18 መስከረም 2007 ዝኽሪ እሱራት ኤርትራውያን፣ September 19, 2007 12:40 amፖለቲካassenna00 SHARE ኣንቱም ሰባት፣ ሰዊት ዕድሜኻ ኣብ በረኻን ስንጭሮን ኣሕሊፍካ፣ ህይወትካ ኣወፊኻ፣ ነጻነት ኣምጺእካስ፣ ኣብ ዝኣተኻዮ ዘይፍለጥ ሽታ ማይ ኮይንካ ሽርብ ክትብል። ሎሚ ይምለሱ ጽባሕ ይምለሱ፣ ኣብ እምባትካላዶ፣ ዒራዒሮዶ፣ ካርሸሊዶ፣ እከለ ተሰዊኡ እከለ ኣሎ እናበልካስ ዓመታት ክሓልፍ። Continue reading POST TAGS: 2007ሕልናናመስከረምኤርትራውያን፣እሱራትኮርኪሕናዝኽሪ
እሱራት ፖሎቲካን ሕልናን ኤርትራና፣ካብ ደገ ነንብር ዘሎና ኤርትራውያን ፍቕርን ተሓላቕነትን ኣይጒደሎም። September 18, 2007 1:12 amፖለቲካassenna00 SHARE እሱር፣ ኣብ ቅድሚ መንግስቲ ኤርትራ፣ ካብ ክትሕረድ ዝቐረበት ደርሆ ንታሕቲ መሰል ዘለዎ፣ ባህላውን መንፈሳውን ሃገራውን ክብሪ ዝተቐንጠጠ፣ ሬሳ ዓይኒ ዘለዎ እዩ። ከይጠሚ፣ ከይህረም፣ ስድራኡ ክበጽሕዎ፣ ክሕከም፣ ክመሃር፣ ጉዳዩ ብነጻ ቤት ፍርዲ ክርኤ፣ ብጠበቓ ንነፍሱ ክከላኸል መሰሉ እዩ። እዚ ግን ኣብ ኤርትራ ዘይሕሰብ ከም ዝኾነ ኩልና ንፈልጦ ሓቒ እዩ። Continue reading POST TAGS: ሕልናንተሓላቕነትንነንብርኣይጒደሎም።ኤርትራና፣ካብኤርትራውያንእሱራትዘሎናደገፍቕርንፖሎቲካን