ምቅንጃው ዮሴፍ ብመሰለይ – ቅሉዕ ደብዳበ ናብ ኤምዲሰመ April 20, 2008 10:46 amደብዳቤታትassenna00 SHARE ነቲ ምቅንጃው ገድሊ ብዝብል ኣርእስቲ፡ ንገድልን ታሪኹን ኣካፊኡ ንኤርትራዊ መንነትን ናጽነትን ክድምስስ ዝፈተነ ጸሓፋይ ንምቅንጃው ዘቕረቡዎ ጽሑፍ ዘይፍትሓዊ ኮይኑ ረኺበዮ። ብኤለትሮኒካዊ ጋዜጣ ዝተዘርግሐ ኤለትሮኒካዊ ሓሶት ‘ዩ እንተበልኩዎ ‘ውን ኣየጋነንኩን። Continue reading POST TAGS: ምቅንጃውቅሉዕብመሰለይናብኤምዲሰመዮሴፍደብዳበ
ዓወት ንዓመታዊ ጉባኤ ኤምዲሰመ 2007! – ካብ ሰለስተ ኣቦታት ኣሰመራ August 12, 2007 2:19 amእንካን ሃባንassenna00 SHARE ኣባላት ኤምዲሰመውን ነቲ ኩሉ ኣብ ሃገርና ሰፊኑ ዝርከብ ዓመጽን ጎነጽን ወጊድ ኢልኩም፣ ነዛ ካልኣይቲ፣ ምርጫ ክብረት፣ ርትዒ፣ ሰላም፣ ሃገራዊ ዕርቂ፣ ብልጽግና፣ ሕድሕዳዊ ምክብባር ብምምራጽ ትቃለሱ ብምህላውኩም፣ ህዝብኹም ተሓቢኑልኩም ከምዘሎ፣ ንሕና እዞም እንፈልጥን ኣብ መንጎኡ እንርከብ ውልቀ ሰባት ንምስክር ኣሎና። ኣጆኹም ኣጆና Continue reading POST TAGS: 2007ሰለስተንዓመታዊኣሰመራኣቦታትኤምዲሰመካብዓወትጉባኤ