ምብኽንያት መበል 20 በዓል ናጽነት ኤርትራ ሰልፊ ዲምክራሲ ህዝቢ ኤርትራ ንቀዳም ዕለት 21 ግንቦት ንኹሉ ዜጋ ክፉት ዝኾነ በዓል ናጽነት ኣዳልዩ ከምዘሎ ብሓጎስ የበስር.
ምብኽንያት መበል 20 በዓል ናጽነት ኤርትራ ሰልፊ ዲምክራሲ ህዝቢ ኤርትራ ንቀዳም ዕለት 21 ግንቦት ንኹሉ ዜጋ ክፉት ዝኾነ በዓል ናጽነት ኣዳልዩ ከምዘሎ ብሓጎስ የበስር.
ኣብዚ ዝሓለፈ ቅንያት ህግደፍ ናይ መንእሰያት ኣኼባ ኣብ ኖርወይ ክገብሩ ከምዝቐነዩ ብመራኸቢ ብዙሓን ተቓሊሑ። እዚ ኩነት’ዚ ነቶም ገርሀኛታት ”ለካ ህግደፍስ ኣብ ኤውሮጳ ገና ብርክት ዚበሉ ደገፍቲ ኣለዉዎም” ከምዝብሉ ጌሩዎም ኪኸውን ይኽእል ኢዩ። እቲ ሓቂ ግን ከምኡ ኣይኮነን።
መጸዋዕታ ንሰለማዊ ሰልፊ ፡ንኩሉ ጉዱስ ኤረትራዊ፣ ነዞም አብ ሲናይ ሊብያን ሰሃራን፣ አብ ከቢድ ናይ ሂወት ሐደጋ ወዲቆም ዘለዉ ኤረትራውያን፣ ዝምልከት ሰለማዊ ሰልፊ፣ አብ ኖርወይ ኦስሎ፣ ንዕለት 17 .3.2011 ሰዓት 16:30-18:30 አብ ቂዲሚት Stortinget.
እቲ ብስም መንእሰያት ህ.ግ.ዲ.ፍ ዝፍለጥ ማሕበር ናይ መበል ሻብዓይ ዓመት ጉባኤኡ ንሚያዝያ 2011 ኣብ ኖርወይ ንኽገብር እሻባሸብ ከም ዘሎ፡ ርጉጽ ሓበሬታ ዘለዎም ምንጭታትና ሓቢሮም ከም ዝነበሩ፡ ብዕለት 22.12.11 ኣብ መርበብ ሓበሬታታት፡ ዜና ዘርጊሕና ምንባርና ዝዝከር`ዩ፡፡
”ኣንታ ኣሎ ድዩ? ነዚ ኹሉ ግዜ ጠፊኡ ኔሩ ድኣ ሎሚ እንታይ እዩ ክብል” ትብሉ ትኾኑ፡፡ ሓቅኹም፥ እንተበልኩም`ውን ልክዕ ኣለኹም ኣይተጋጌኹምን፡፡ ምኽንያቱ ሎሚ`ውን በቶም መንድዓት ቃልሲ ኮይኖም ዘለዉ፡ ሰልፊ ህዝቢ ኤርትራ ዝበሃሉ ዘስደምም ጽሑፍ ስለ ዘንበብኩ እምበር፡ ናይ ምጽሓፍ መደብሲ ኣይነበረንን፡፡
እቲ ብስም ማሕበር መንእሰያት ዝፍለጥ http://www.ypfdj.com/ ናይ መበል ሻብዓይ ዓመት ጉባኤኡ ንሚያዝያ 2011 ኣብ ኖርወይ ንኽገብር እሻባሸብ ከም ዘሎ፡ ርጉጽ ሓበሬታ ዘለዎም ምንጭታትና ሓቢሮም፡፡
መንእሰይ በረኸት ካሕሳይ፡ ኣባል ኤርትራዊ ሃገራዊ ኮሚሽን ብምትሕብባር ምስ ኣብ ኦስሎ ዝምቕማጦም ኣባላት መርበብ ኤርትራውያን ማሕበራት ኣብ ኤውሮጳን ብ23 ጥቅምቲ 2010 ኣብ ከተማ ኦስሎ፡ ኖርወይ ክፉት ህዝባዊ ኣኼባ ኣካይዱ።
ንዕለት 10 ጥቅምቲ 2010 ንኹሉ ግዱስ ዜጋ ዘሳትፍ ክፉት ህዝባዊ
ኣኼባ ብሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ
ሓድሽ ሓበሬታ ብዛዕባ ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ኦስሎ ኖርወይ
እቲ ንሰሉስ ዕለት 13 ሚያዝያ ብተቓወምቲ ውድባትን ሲቪካዊ ማሕበራትን ኣብ ኦስሎ ኖርወይ ክግበር ተመዲቡ ዝጸንሐ ሰላማዊ ሰልፊ፡ ናብ ካልእ ግዜ ከነመሓላልፎ ከም ዝወሰንና ክንሕብረኩም ንፈቱ፡፡
ንዕዘቦ ከም ዘለና እቶም ኣብ ድሕሪ መጋረጃ ሃገራውነት ትሓቢኦም ንጥፍኣት ሃገርናን ህዝብናን ታዓጢቖም፡ ምእንቲ ህ.ግ.ዲ.ፍ ክብጀዉ ዝወሰኑ ደመኛታት ህዝቢ ኤርትራ፡ ሎሚ እውን ከም ኣመሎም ዕሽነቶም ከመስክሩን፡ ስም ህዝቢ ኤርትራ ከበላሽዉን፡ ኣብ ጎደናታት ኦስሎ፡ ኣብ ኖርወይ ንዕለት 13 ሚያዝያ ሰላማዊ ሰልፊ ክገብሩ ምዃኖም ሓቢሮሙና ኣለዉ፡፡
ኣብ ዝሓለፈ ሓሙስ ዕለት 22/10/2009 ብሰበስልጣን ሉኡኻት ኖርወይ፣ ብሽል ቦንደቪክ መራሒ መንግስቲ ነበርን ብፕረፈሶር ሸቲልን ዝተባህሉ አብቲ ዓቢ ጋዘጣ ናይ ኖርወይ አፍቶን ፖስቶን ዝተባለ: