ድምጺ ኣሰና ንግዚኡ ደው ኣቢላቶ ዝጸንሐት ፈነወ ፕሮግራም ዓረብ ዳግማይ ከምእትጅምሮ ብሓጎስ ተበስር። June 24, 2009 6:02 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ድምጺ ኣሰና ንግዚኡ ደው ኣቢላቶ ዝጸንሐት ፈነወ ፕሮግራም ዓረብ ጽባሕ ዓርቢ ማለት 26 ሰነ በቲ ልሙድ መስመራትን ሰዓትን ከምእትቕጽሎ ብሓጎስ ተበስር። READ MORE POST TAGS: ብሓጎስተበስር።ንግዚኡኣሰናኣቢላቶከምእትጅምሮዓረብዝጸንሐትደውዳግማይድምጺፈነወፕሮግራም
ግእዝ ኣብ ምንባብ ትጽገሙ ዘለኹም ክቡራት ተኸታተልትና፡ ንግዚኡ ነዚ ዝስዕብ መምርሒ ተኸቲልኩም ጸገምኩም ክርፈትሑ ከምእትኽእሉ ነዘካኽረኩም። ኣሰና። January 30, 2009 1:10 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE Continue reading POST TAGS: መምርሒምንባብተኸቲልኩምተኸታተልትና፡ትጽገሙነዘካኽረኩም።ነዚንግዚኡኣሰና።ኣብከምእትኽእሉክርፈትሑክቡራትዘለኹምዝስዕብግእዝጸገምኩም
መንግስቲ ኢትዮጵያ ንስምምዕ ሰላም ኣልጀሪስ ንኹሉ ወይ ብኸፊል፡ ንግዚኡ ወይ ንሓዋሩ ክስርዞ ይሓስብ ምህላው ተገሊጹ። October 2, 2007 1:55 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE መንግስቲ ኢትዮጵያ ንስምምዕ ሰላም ኣልጀሪስ ንኹሉ ወይ ብኸፊል፡ ንግዚኡ ወይ ንሓዋሩ ክስርዞ ይሓስብ ምህላው፡ ንመንግስቲ ኤርትራ ከምዘፍለጦ ኣገልግሎት ዜና ሮይተርስ ሓቢሩ። Continue reading POST TAGS: መንግስቲምህላውሰላምብኸፊል፡ተገሊጹ።ንሓዋሩንስምምዕንኹሉንግዚኡኢትዮጵያኣልጀሪስክስርዞወይይሓስብ