ውድብ ሕቡራት ሃገራት፡ ምስ ጉዳይ ሶማልያ ብዝተኣሳሰረ ምኽንያት፡ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ እገዳ ንምውሳን ንድፊ ኣዳልዩ ከምዘሎ ተገሊጹ። November 20, 2009 1:25 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ባይቶ ጸጥታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት፡ ኤርትራ ንጥሩፋት እስላማውያን ተቓወምቲ ሶማል እትህቦ ደገፍ ብምቕጻላ፡ ኣብ ልዕሊ መንግስትን ሰራዊትን ኤርትራ ናይ ኣጽዋር መሸጣን መገሻን እገዳ፡ ከምኡ ‘ውን ምድስካል ንብረትን ጸጋታትን ዘጠቓለለ ንድፊ – እገዳ ኣርቂቑ ንውሳኔ ኣዋዲዱዎ ከምዘሎ ኣገልግሎት ዜና ሮይተርስ ኣፍሊጡ። Continue reading POST TAGS: ሃገራት፡ልዕሊሕቡራትምስምኽንያት፡ሶማልያብዝተኣሳሰረተገሊጹ።ንምውሳንንድፊኣብኣዳልዩኤርትራእገዳከምዘሎውድብጉዳይ
ምኒስተር ፍትሒ፡ “ተመሓይሹ ዝቐረበ” ንድፊ ሲቪላውን ገበናውን ሕጋጋት ናብ ሚኒስተራትን ላዕለዎት ሓለፍቲ ህግደፍን ልኢኻ። February 24, 2009 5:20 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ምኒስተር ፍትሒ፡ ፎዚያ ሃሺም “ተመሓይሹ ዝቐረበ” ዝበለቶ ንድፊ ሲቪላውን ገበናውን ሕጋጋት፡ ፈጻሚ ኣካል ህግደፍ ኣኼባ ቅድሚ ምክያዱ፡ መመሓየሺ ርእይቶታት መታን ከቕርቡሉ ብዝብል ምኽንያት ናብ ሚኒስተራትን ላዕለዎት ሓለፍቲ ህግደፍን ብዲስክ ልኢኻቶ ከምዘላ ምንጭታት ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። Continue reading POST TAGS: “ተመሓይሹህግደፍንላዕለዎትልኢኻ።ሓለፍቲሕጋጋትሚኒስተራትንምኒስተርሲቪላውንናብንድፊዝቐረበ”ገበናውንፍትሒ፡