ቕልዕቲ ደብዳቤ ንህዝቢ ሲያትልን ኩሉ አብ ወጻኢ ንዝነብር ህዝብን March 19, 2011 7:40 pmሰሜን ኣመሪካassenna00 SHARE አብዚ እዋን እዚ ራዕድን ሽበራን ቅንጸላን ከም ቀንዲ መሳርሒ ስልጣኑ ገይሩ ዝጥቀም ዘሎ ስርዓት ህግደፍ፡ኣብ ወጻኢ ወይጦታቱን ሃሱሳቱን እንዳኣዋፈረ መነባብሮ ህዝቢ ርፉታ ከሊኡ ይነብር ኣሎ። Continue reading POST TAGS: ህዝብንሲያትልንቕልዕቲንህዝቢንዝነብርአብኩሉወጻኢደብዳቤ
እቲ ብህዝቢ እናተነጸለ ዝኸይድ ዘሎ ስርዓት ህግደፍ ኣብ ወጻኢ ንዝነብር ህዝብና ብስዉር ንምቍጽጻር ስፊሕ ስለያዊ መርበብ ዘርጊሑ ከምዘሎ ተፈሊጡ። – 1ይ ጸብጻብ November 25, 2010 3:01 amጸሊም መዝገብassenna00 SHARE ብህዝቢ ኤርትራ ተኻዒቡን ተነጺሉን ዘሎ ዲክታተርያዊ ስርዓት ህግደፍ፡ ነቲ እምነት ኣጥፊኡ መመሊሱ እናረሓቖ ዝኸይድ ዘሎ ኣብ ወጻኢ ዝነበር ስደተኛ ህዝብና ብስዉር ንምቍጽጻር፡ ስፊሕ ስለያዊ መርበብ ዘርጊሑ ከምዘሎ እሙናት ምንጭታት ሓቢሮም። Continue reading POST TAGS: ህዝብናህግደፍመርበብስለያዊስርዓትስፊሕብህዝቢብስዉርተፈሊጡ።ንምቍጽጻርንዝነብርኣብእቲእናተነጸለከምዘሎወጻኢዘሎዘርጊሑዝኸይድ