ርሑስ ሓድሽ ዓመት ንኹሉኹም ኤርትራውያን December 30, 2009 9:27 pmፖለቲካassenna00 SHARE ንኹሉኹም ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ኮነ ኣብ ስደት ዘለኹም ወይ ‘ውን ንኽትስደዱ ኣብ ባሕርታት ሜዲተራንያን፡ ኣብ ኣጻምእ በረኻታት ሰሃራን ሲናይን፡ ኣብ ጫካታት ደቡብ ኣፍሪቃን ደቡብ ኣሜሪካን ጉዕዞኹም ትቕጽሉ ዘለኹም ወይውን ኣብ እስርቤትን ጸልማትን ህግደፍ ተዳጉንኩም ፍትሒ ንኽትረኽቡ ሃንቀው ትብሉ ዘለኩም ኩቡራት ደቂዛ ብኹቡር ዋጋ ዝመጸት ሃገር ንሕና ኣባላት ኤርትራውያን መንእሰያት ንለውጢ (Eritrean Youth for Change, EYC) ርሑስ ሐድሽ ዓመት እንዳበልና መጻኢ ዓመት፡ ዓመት ሰላምን ራህዋን ንክኾነልና ሰናይ ትምኒትና ንገልጽ። Continue reading POST TAGS: ሓድሽርሑስንኹሉኹምኤርትራውያንዓመት
ንኹሉኹም ኣመንቲ ምስልምና ‘ዒድ ሙባራክ!‘ ትብለኩም ኣሰና September 20, 2009 8:21 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE መርበብ ሓበሬታ ኣሰና፡ ንኹሉኹም ኣመንቲ ምስልምና ርሑስ በዓል ሮማዳን ክኾነልኩም እናተመነየት ‘ዒድ ሙባራክ!‘ ትብለኩም። ኣሰና ! READ MORE POST TAGS: ‘‘ዒድሙባራክምስልምናትብለኩምንኹሉኹምኣመንቲኣሰና
ርሑስ በዓል ዒል ኣልፈጥር ንኹሉኹም ኣመንቲ ምስልምና ! October 1, 2008 12:12 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ርሑስ በዓል ዒል ኣልፈጥር ንኹሉኹም ኣመንቲ ምስልምና - ትብለኩም ኣሰና ! መስጊድ ጃምዕ ተወሊዓ - ጠውቑ K]²ï©ö ®M— Fohñ o‘Dï– K]²ï©ö ®M— Fohñ o‘Dï– READ MORE POST TAGS: ምስልምናርሑስበዓልንኹሉኹምኣልፈጥርኣመንቲዒል