2011 ዓመተ ለውጢ ክትከውን ብሓባር ንለዓል ! April 22, 2011 8:26 pmቃል ኣሰናassenna00 SHARE ስርዓት ህግደፍ ሕጋውነት ካብ ዘጥፍእ ዓመታት ኣሕሊፉ’ዩ። ሕጋውነት ኣጥፊኡ ክንብል ከለና፡ ብሕጊ መጺኡ ማለት ኣይኮነን። ነቲ ህዝቢ ኤርትራ ብዘይወግዓዊ መንገዲ ኣንቢሩሉ ዝነበረ እምነት ኣባኺኑዎ እዩ ማለትና እዩ። ኣብዚ እዋን’ዚ ግን ወዲቑ፡ ኣብ ቃሬዛ ለጥ ኢሉ እዩ ዝመርሕ ዘሎ። Continue reading POST TAGS: 2011ለውጢብሓባርንለዓልክትከውንዓመተ
ሃገር ንምህናጽ፡ ንሓቀኛ ለውጢ ሓቢርና ንለዓል – ዶ/ር ክብርኣብ ይስሓቕ – ለንደን October 2, 2010 4:34 pmስቪክ ማሕበራትassenna00 SHARE መእተዊ፡ ሃገር ኣሎና፡ ኣብ ሃገርና ፖለቲካዊ ምሕደራ’ሎ፡ ክብል ዝኽእል ዘሎ ኣይመስለንን፤ እንተሎ ከኣ ክንሰምዖ ድልዋት ኢና። እዚ ስለ ዝሰኣና ግን፡ ንቃለስ ኣሎና፤ እኻድኣ ከም ኣሕዛብ፡ ብሰንኪ’ቲ ርእሱ ዝተዘናበሎ መራሕን፡ ኣሳእኑን ኣእዳውን ኮይኖም ዝሰርሑ ዘለዉ ዓያሹ መጥፋእቲ ዓደቦኦምን፡ ከም ህዝቢ ኣብ ሓደጋ ንርከብ። ሓቀኛ ለውጢ ኣብ ኤርትራ፡ ኣማራጺ ዘይብሉ፡ ህጹጽ ጠለብና እዩ። Continue reading POST TAGS: ሃገርለንደንለውጢሓቢርናንለዓልንሓቀኛንምህናጽ፡ክብርኣብይስሓቕዶር
ይኣክል ውልቀምልኪ ንለዓል ንልዕልና ሕጊ – ጽምብል በዓል ናጽነት ኣብ ኦክላንድ May 12, 2010 12:35 amMessageassenna00 SHARE ይኣክል ውልቀምልኪ ንለዓል ንልዕልና ሕጊ - ጽምብል በዓል ናጽነት ኣብ ኦክላንድ READ MORE POST TAGS: ሕጊበዓልናጽነትንለዓልንልዕልናኣብኦክላንድውልቀምልኪይኣክልጽምብል
ይኣክል ውልቀምልኪ ንለዓል ንልዕልና ሕጊ – ጽምብል በኦኣል ናጽነት ኣብ ላስቬጋስ May 3, 2010 1:29 amMessageassenna00 SHARE Continue reading POST TAGS: ሕጊንለዓልንልዕልናውልቀምልኪይኣክል