እገዳ ንህግደፍ ዶ ንህዝቢ ኤርትራ።? January 8, 2010 8:34 pmፖለቲካassenna00 SHARE ክቡር ህዝቢ ኤርትራ ንስኻ ከም ትፈልጦ እዛ ሃገር እዚኣ ሃገር ንኽትከዉንን፡ ህዝቢ ናጽነት ክርእን ፍታሕን ራህዋን ንኸስተማቕርን መዘና ዘይርከቦ መስዋእቲ ዝኸፈልካ ህዝቢ ክንስኻ፡ካብ 1991 ዓ.ም. ስጋዕ ሎሚ ዝተዋህበካ ካሕሳ እንተልዩ ንዕቀትን፡ ዉርደትን፡ ሽሕጣንን ጥራሕ’ዩ፡ Continue reading POST TAGS: ንህዝቢንህግደፍኤርትራ።እገዳዶ
እገዳ ንህግደፍ እምበር ንዓና ንህዝቢ ኤርትራ እንታዩ ክጎድልና? December 29, 2009 11:11 amናዕታ ሃገርassenna00 SHARE እገዳ ህዝቢና ሎሚ ኣይኮነን ተጀሚሩ ህገደፍዩ ጀሚርዎ እትው ከይበለ እግሩ ንኸይንቅሳቐስ ዘልመሶ ብርኩ መሓውሩ ንከይትንስእ ከይምዕብል ስልቱ ቀያይሩ Continue reading POST TAGS: ንህዝቢንህግደፍንዓናኤርትራእምበርእንታዩእገዳክጎድልና
ከም ህዝብን ሃገርን ቀጻልነት ክህልወና ንህግደፍ ኡፍ ንበሎ፡ December 24, 2009 1:04 amፖለቲካassenna00 SHARE ኣቦታትና፡ቁልዕነት ሓይሊ ክህልዎ ይኽእል፡ተመኩሮ ዝጎድሎ ስራሑ ብጽቡቕ ለኪዑ ስለዘየጠናቕቕ፡ቆልዓስ ይጎዩ‘ምበር ኣይቅድምን ይብሉ። ኣብ ህግደፍ ዘለው ሰባት ቆልዑት ኣይኮነኑ፡ብብዝሒ‘ውን ውሑዳት ኣይኮኑን።ኣብ ተመኩሮ‘ውን ዘይነኣኣስ ተመኩሮ ዘማዕበሉ ምኳኖም ዘይከሓድ እንተኾነ፡መንግስታዊ ሓላፍነት ድሕሪ ምሓዞም ግን ካብ ምጉያይ፡ሓሊፎም ኣብ ዓወት ዘብጽሕዎ ዓብይ ሃገራዊ ጉዳይ የለን። Continue reading POST TAGS: ሃገርንህዝብንቀጻልነትንህግደፍንበሎ፡ኡፍከምክህልወና
ንህግደፍ ብምቅዋም ኣብ በረኻታት ምብራቓዊ ኣጻድፍ ዝሰፈሩ 600 ዕጡቓት ምስ ሰራዊት ዕጥቃዊ ውግኣት የካይዱ ከምዘለዉ ምንጭታት ሓቢሩም። July 18, 2009 9:55 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE Continue reading POST TAGS: 600ሓቢሩም።ምስምብራቓዊምንጭታትሰራዊትበረኻታትብምቅዋምንህግደፍኣብኣጻድፍከምዘለዉውግኣትዕጡቓትዕጥቃዊዝሰፈሩየካይዱ
ኣብ መሰረት ዘየብሉ ጉዳይ ሸንኮለል ብምባል ንህግደፍ ዕድል ኣይንሃቦ፡ December 2, 2008 1:03 amስቪክ ማሕበራትassenna00 SHARE ብመጀመርታ ነዞም ናይ ነዊሕ ዓመታት መማህርተይን ኣዕሩኽተይን ሰመረ ከሰተን ተስፋልደት በላይን ድሕሪ ነዊሕ ግዜ ሃለዋትኩም ይረክብ ስለዘለኹ ኣብ ተዛማዲ ሰላም ምህላውኩም ክሰምዕ ኣዝዩ ደስ ይብለኒ፡፡ ብምቕጻል ኣብዚ ዝሓለፈ ሳምንታት ካባኹም ዘይተጸበኽዎ ኣድላዩ ኮይኑ ዘይተሰመዓኒ ጽሑፋት ስለዘንበብኩ ናይ ኣይፋልኩምን መልእኽተይ ከመሓላልፍ ተገዲደ፡፡ Continue reading POST TAGS: መሰረትሸንኮለልብምባልንህግደፍኣብኣይንሃቦ፡ዕድልዘየብሉጉዳይ