እቲ ዝጋዕገዐ ታሪኽኩም ከ መንዩ ከዘንትወልኩም ? – መልሲ ንኤሪ-ቲቪ November 22, 2010 2:28 amእንካን ሃባንassenna00 SHARE ኣብዚ ቅንያት’ዚ፡ ቴለቪዥን ስርዓት ህግደፍ ታሪኽ ናይ ቡዛሓት ሃገራት ኣፍሪካ ከተዘንቱ ቀንያ። ቀንያ ጥራይ ዘይኮነ ግን መልክዕ ናይቲ ታሪኽን ተፈጺሙ’ዩ ዝተባህለ ገበናት ካኣ ቀዳማዩን ደሕረዋዩን ሓዋዊሳ ኮታ የታልል ይኸውንዩ ተባሂሉ ብዶኩመንታሪ ፊልምታት ዝተሰነየ መደብ ኣቕሪባ። Continue reading POST TAGS: መልሲመንዩቲቪታሪኽኩምንኤሪእቲከከዘንትወልኩምዝጋዕገዐ
ኣምባሳደራት ኤርትራ በዚሑ ሓሶትኩም ምትላልኩም: ክሳብ መኣስ ክንጽመም እስከ ይቀላዕ ሓቀኛ ታሪኽኩም February 3, 2010 8:28 pmፖለቲካassenna00 SHARE ኣቶ ተስፋንኪኤል ገራህቱ ኣምባሳዶር ኣብ ዓዲ እንግሊዝ። ኣቶ ተስፋማርያም ተኸስተ/ወዲ ባሻይ/ ኣምባሳዶር ኣብ እስራአል። ኣቶ ግርማ ኣስመሮም ኣምባሳዶር ኣብ ኤውሮጳዊ-ሕብረት፡ ጽቡቕኩም ሕማቕኩም ታሪኽኩም ክንገልጽ ሰዓቱ ስለዝኣኸለ ኣይትቀየሙና። Continue reading POST TAGS: ሓሶትኩምሓቀኛመኣስምትላልኩምበዚሑታሪኽኩምኣምባሳደራትኤርትራእስከክሳብክንጽመምይቀላዕ
ጀነራላት ኤርትራ፡ ምስ ሞት ተቐዳደሙ፡ ታሪኽኩም ሓክሙ (ቃል ኣሰና) May 31, 2009 7:29 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ሞት ንብሪጋደር ጀነራል ዓብዱ ረመጭ ቅድሚ ትማሊ ኣርኪባቶ። ቀዲሞም ብዙሓት ሚኒስተራት፡ ጀነራላት፡ ኣምባሳደራት ከይሸምገሉ፡ ብሕማም ነብስን ጽንቃቐ ሞራልን ሓሊፎም እዮም። ብዙሓት ከኣ ኣብ ትሕቲ ክንክን ጥዕና ኣለዉ። ሰብ ኣይነብርን እዩ። እንተ ብኽፉእ እንተ ብጽቡቕ ከም ኩሉ ወዲ ኣዳም ስምኩም ኣብ ታሪኽ ‘ዩ ዝነብር። ሞት ቆጸራ የብላን ‘ሞ፡ ንሞት ቀዲምካ ታሪኽካ ምሕካም ናይ ወረጃታት ስራሕ ምዃኑ ዘክሩ። Continue reading POST TAGS: ሓክሙምስሞትቃልተቐዳደሙ፡ታሪኽኩምኣሰናኤርትራ፡ጀነራላት