ብህግደፍ ተኣሲሮም ዝወርሑ ኣቦይ ሓሰን ኬክያን ኣቦይ ዓብዱ ዮኑስን ተፈቲሖም። July 22, 2009 12:36 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE እቶም ብ13 ሰነ ብህግደፍ ካብ ኣባይቶም ተለቒሞም ዝተኣስሩ ሽማግለታት ኣቦታት ሓሰን ኬክያን ዓብዱ ዮኑስን ድሕሪ ናይ ሓደ ወርሒ ማእሰርቲ ዝሓለፈ ሰሙን ከምዝተፈትሑ ምንጭታት ሓቢሮም። Continue reading POST TAGS: ሓሰንብህግደፍተኣሲሮምተፈቲሖም።ኣቦይኬክያንዓብዱዝወርሑዮኑስን
ብመንግስቲ ኤርትራ ን ክልተ ዓመት ተኣሲሮም ዝነበሩ ሓለፍቲ ማሕበር ሰራሕተኛታት ተፈቲሖም። August 10, 2007 9:24 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ብመንግስቲ ኤርትራ ተኣሲሮም ንልዕሊ ክልተ ዓመት ብዘይፍርዲ ክሳቐዩ ዝጸንሑ ሰለስተ ሓለፍቲ ማሕበር ሰራሕተኛታት ኤርትራ፡ ኣቶ ተወልደ ገብረመድህን፡ ምናሰ ዓንደጼን ከምኡ ‘ውን ሃብቶም ወልደሚካኤል ከምዝተፈትሑ ካብ መርበብ ሓበሬታ IUF ዝተረኽበ ሓበሬታ ኣፍሊጡ። Continue reading POST TAGS: ሓለፍቲማሕበርሰራሕተኛታትብመንግስቲተኣሲሮምተፈቲሖም።ንኤርትራክልተዓመትዝነበሩ