ክቡራት ተኸታተልቲ ኣሰና March 14, 2011 11:04 pmቃል ኣሰናassenna00 SHARE ሳላ ደገፍኩምን ወፈያኹምን ቀጻልነታ ዘረጋገጸት ድምጺ ኣሰና፡ ነቲ ሓንጺጻቶ ዘላ ሓዱሽ እዋናዊ መደባት ንምእንጋድ፡ መዓልትን ሰዓታትን ክትውስኽ ወሲና ኣላ። Continue reading POST TAGS: ተኸታተልቲኣሰናክቡራት
ክልተ ግዱሳት ተኸታተልቲ ኣሰና፡ ድምጺ ኣሰና ንምሕያል ገንዘባዊ ኣበርክቶ ገይሮም። September 3, 2010 12:16 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ኣብ ሰሜን ኣመሪካ፡ ከባቢ ዋሺንግተን ዲሲ (ሜሪላንድ) ዝምቕማጡ ስሙ ክዕቀበሉ ዝመረጸ ግዱስ ኤርትራዊ ተኸታታሊ ድምጺ ኣሰና፡ “ኣሰና ድምጺ ውጹዕ ህዝቢ ኤርትራ ብምዃን እትገሮ ዘላ ኣስተዋጽኦ ህዝባዊ ደገፍ ክረክብ ኣለዎ” ብምባል፡ ብሕሳብ ሓደ ዶላር ንመዓልቲ፡ ናይ ዓመት ማለት 365 ዶላር ኣመሪካ ኣበርኪቱ። Continue reading POST TAGS: ተኸታተልቲንምሕያልኣሰናኣሰና፡ኣበርክቶክልተድምጺገንዘባዊገይሮም።ግዱሳት
ክቡራት ተኸታተልቲ ኣሰና፡ ናይ ቪድዮ ስእሊ ምርኣይ እንተጸጊሙኩም፡“ምንኣስ ናጽነት ተቐዚፉ” ኣብ ዝብል ሊንክ ብምጥዋቕ ብንጹር ክትርእዩዎ ትኽእሉ February 6, 2009 6:04 pmደብዳቤታትassenna00 SHARE ቪድዮ ንምርኣይ ኣብዚ ሊንክ “ምንኣስ ናጽነት ተቐዚፉ” ጠውቑ Continue reading POST TAGS: ሊንክምርኣይስእሊብምጥዋቕብንጹርቪድዮተቐዚፉ”ተኸታተልቲትኽእሉናይናጽነትኣሰና፡ኣብእንተጸጊሙኩም፡“ምንኣስክቡራትክትርእዩዎዝብል
ክቡራት ተኸታተልቲ ኣሰና December 17, 2008 2:16 amንኣሰናassenna00 SHARE መርበብ ሓበሬታ ኣሰና ኣብ ምኽፋት ብዘጋጥመኩም ዘሎ ትጽቢትን ምስንኻልን ይቕሬታ እናሓተትና ንምፍትሑ ንጽዕር ከምዘለና ነዘኻኽረኩም። Continue reading POST TAGS: ተኸታተልቲኣሰናክቡራት
ይቕሬታ ንክቡራት ተኸታተልቲ ኣሰና July 31, 2008 8:53 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE እቲ ንሰልፊ ዴሞክራሲ ኤርትራ ብዝምልከት እንዝርግሖ ዜናታት ምድንጋር ክፈጥረልኩም ብምጽንሑ ይቕሬታ ንሓትት። Continue reading POST TAGS: ተኸታተልቲንክቡራትኣሰናይቕሬታ