ተስፋማርያም ተኸስተ/ ወዲ-ባሻይ/ ኣምባሳደር ኣብ እስራኤል – መቐጸልታ 2ይ ክፋል February 10, 2010 1:44 amፖለቲካassenna00 SHARE ኣምባሳደር ተስፋማርያም ተኸስተ /ወዲ-ባሻይ/ በቲ ጽቡቕካ ክንጅምር። ኣብ ኣስመራ ዓቢኻ። ኣብ 1970ታት ክትመሃር ንኤውሮጳ ደንማርክ ከይድካ። ኤውሮጳ ውሑዳት ኤርትርውያን ዝርከቡሉ ግዜ ኢይ ነይሩ ። ኣብ ደንማርክ ከም ኣባል ማሕበር ኤርትርውያን ንናጽነት ኣብ ኤውሮጳ /ኤ.ና.ኤ/ ከምዝነበርካ ትዛረበሉ ነይርካ።ገለ ኣካየድቲ ማሕበር ተማሃሮ ከምዝሕብርዎ፡ ኣባል ከምዘይነበርካ ይገልጹ። Continue reading POST TAGS: 2ይመቐጸልታባሻይተስፋማርያምተኸስተኣምባሳደርኣብእስራኤልክፋልወዲ
ተጋ ፋና ተስፋማርያም! ጎብለል ኣማተረ! August 8, 2007 10:41 pmእንካን ሃባንassenna00 SHARE ብዝኾነ ፋና ናይ ነብሳ ጭካነ ድኣ ሓዊሳትሉ እንበር ካብ ህግደፍ ዘይተለኣኸቶ ዶ ጌይራ ኮይና።…ዝዓበናሉ ቦታታት ኩሉ ፈሪሱን ባዲሙን ኣሎ። ንሕና ከኣ ናብ ዓዲ ጓና ሰፊርና ኣሎና። ከማና ዘጋጠሞምውን ብዙሓት ኣሎዉ። ብሕጂውን ክሳብ ዘሎዉ ኣይክገድፉናን እዮም። እንተኾነ ግን በትሪ ሓቂስ ትቀጥን እንበር ኣይትስበርን ከምዝበሃል፣ ፋናን መሰልታን ናብ ዓይኒ ሕግን ፍትሕን ጠጠው ዝብሉሉን፣ በቲ ኩሉ ዝገበርዎ ግፍዒ ፍዳኦም ዝኽፈሉልን ርሑቕ ኣይክኸውንን እዩ። Continue reading POST TAGS: ተስፋማርያምተጋኣማተረጎብለልፋና
እወ! ኤርትራና ህያብ ስዋኣትና እያ! መልሲ ንኣቶ ተስፋማርያም ሓጎስ (ሰላማዊትን መሓዙታን ካብ ኣስመራ) July 19, 2007 11:01 pmፖለቲካassenna00 SHARE ትማሊ ዕለት 18 ሓምለ 2007 ሓደ ጽሑፍ ብኣቶ ተስፋማርያም ሓጎስ ዝተባህለ ዝተጻሕፈ፣ ኤርትራ ህያብ ስዋኣትና ኢያ፣ ንምዕቃባን ንምሕያላን ንጽዓር፣ ንጽባሕ ንጠምት፣ ብዝብል ኣብ ድምጺ መሰልና ደሊና ሰሚዕና። ኣብ ትሕዝትኡ፣ ግልብጥሽ ብዝኾነ ኣዘራርባ፣ መንእሰይ ሃገርካ ሕድሪ ስዋኣትካ ገዲፍካ ትሃድም ኣሎኻዶ ካልእዶ ብምባል ብቃና ድምጺ ሓፋሽ ኤርትራ ምስ ሰማዕኩ ተዳናጊረ። Continue reading POST TAGS: ህያብሓጎስመልሲመሓዙታንሰላማዊትንስዋኣትናተስፋማርያምንኣቶኣስመራኤርትራናእወእያካብ