Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

lifeእንቋዕ ብደሓን መጻእኩም ናብ ዓምዲ “ህይወት”። ኣሰና! ንኹሉ ኴኵርንዑ ገይራትሉ ኣላ። “ህይወት” ናይ ሰላምን ቅሳነትን ኣውንታዊ ኣተሓሳስባን ቦታ እያ። እታ ግናይ ናይ ቅጭታ ደቒቕ ኣኺላ ቀጨውጨው እንተኢሉሉም ወይ ከኣ ምሉእ ህይወት ምንባር እንተህሪፉኩም (ፍሉጥ እዩ ከምእትሃርፉዎ) ናብ ዓምዲ “ህይወት” ቅልቅል በሉ። ኣእሙሮኹም ኣቕሲና ነታ መንቃም -ደቒቕ- ቅጭታ ከተስግረኩም እያ። ክብ ጭንቀትን ሸቐልቀልን ተስፋ ምቝራጽን ኣገላጊላ፡ ምስ ቅሳነትን ርግኣትን ልቦናን ክትዓርቀኩም እያ።

ሓሳብካ ብነጻ ምግላጽ መባእታዊ መሰል ወዲ ሰብ እዩ። ብፍላይ ኣብዚ ዓለም ሳላ ተክኖሎጂ ኢንተርነት ብሓበሬታ እተዕለቕልቐሉ ዘላ እዋን፡ ጽምኢ ሓበሬታ ዝወረሶ ምድረበዳዊ ደሴት ክህሉ ኣይግባእን። ስለዚ ‘ኣሰና’፡ ህዝቢ ኤርትራ ተኻፋሊ ጸጋ ሓበሬታን መሰል ምግላጽ ሓሳብን ምእንቲ ክኸውን እጃማ ከተበርክት ነጻ መድረኽ ኮይና እትዓዪ መርበብ ሓበሬታ እያ። ሓቂ ክትሽፈን

READ MORE