መራኸቢ-ብዙሃን (ማስ መዲያ)፡ ዝሓለፈን ዘሎን ( ሓንቲ ዓለም) ብ ኣማኑኤል ሳህለ October 4, 2010 8:40 pmሓንቲ ዓለምassenna00 SHARE ሓቂ ክብርትን ብቐሊሉ ዘይትርከብን ጥሪት ስለ ዝኾነት፡ ብቝጠባ ክንጥቀመላ ይግበኣና። ስለዚ ኣብ ሓደ ብሓሶት እተጋዕተ ምግቢ፡ ቅሩብ ጨው ሓቂ ፈይ ኣቢልካ እንተ ዘይኮይኑ፡ ንሓቂ ብኹላ ብሓደ ግዜ እንተ ደኣ ተጠቒምካላ፡ ቀልጢፋ ኢያ እትውዳእ። Continue reading POST TAGS: ፡ሓንቲመራኸቢመዲያማስሳህለብብዙሃንኣማኑኤልዓለምዘሎንዝሓለፈን
ኤርትራ ነጻ መራኸቢ ብዙሃን ዘይብላ እንኮ ኣፍሪቃዊት ሃገር ብምዃና ኣዝያ ተወጺዓ ከምዘላ IREX ዝተባህለ ኣህጉራዊ መጽናዕታዊ ትካል ገሊጹ። May 28, 2008 10:36 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE IREX ዝተባህለ ኣህጉራዊ መጽናዕታዊ ትካል፡ ኣብ መራኸቢ ብዙሃን ኣተኵሩ ኣብ ዘዳለዎ ናይ 2007 ጸብጻብ (Media Sustainability Index – 2007) ፡ ኤርትራ ነጻ መራኸቢ ብዙሃን ዘይብላ እንኮ ኣፍሪቃዊት ሃገር ብምዃና፡ ህዝባ ሚዛናዊ ሓበሬታ ኣብ ምርካብ ኮነ ናጽነት ሓሳብካ ምግላጽ ኣብ ምስትምቓር ኣዝዩ ተወጺዑ ከምዘሎ ብመርትዖ ዝተሰነየ መረዳእታ ኣቕሪቡ። Continue reading POST TAGS: irexሃገርመራኸቢመጽናዕታዊብምዃናብዙሃንተወጺዓትካልነጻኣህጉራዊኣዝያኣፍሪቃዊትኤርትራእንኮከምዘላዘይብላዝተባህለገሊጹ።