ሚልኪያስ – ምሕረተኣብ: ስለ ሓቀኛ ምስክርነትካ የመስግነካ!! – ብስም “ኣለና” ዝጸሓፍ ዘሎ ግምትካ ክምልሽ – ብሪጋደር ጀነራል ተኸስተ ሃይለ December 26, 2010 7:58 pmእንካን ሃባንassenna00 SHARE ሚልኪያስ ምሕረተኣብ፡ ኣብ ኣሰና ዶት ኮም ብዕለት 21- 12- 2010 < ንእሽቶ ምኽሪ ንሓው ኣለና> ዝብል ኣርእስቲ ሰለስተ ነጥብታት ገሊጽካ። Continue reading POST TAGS: “ኣለና”ሃይለሓቀኛሚልኪያስምሕረተኣብምስክርነትካስለብሪጋደርብስምተኸስተክምልሽዘሎዝጸሓፍየመስግነካጀነራልግምትካ
ብሪጋደር ጀነራል ዓብዱ መሓመድ ዑመር (ረመጭ) ዓሪፉ። May 30, 2009 3:59 amMessageassenna00 SHARE ካብ 1967 ኣትሒዙ ኣብ ገድሊ ንናጽነት ብዝተፈላለየ ጽፍሕታት ዝተጋደለ፡ ድሕሪ ናጽነት ከም ኣዛዚ ክፍለሰራዊት፡ ኣብ'ዚ እዋን'ዚ ድማ ከም ኣዛዚ ስታፍ "ስርሒት ሓደ" ኮይኑ ክሰርሕ ዝጸንሐ ብሪጋደር ጀነራል ዓብዱ መሓመድ ዑመር (ረመጭ) ትማሊ 29 ግንቦት ብሕማም ከምዝዓረፈ መራኸቢ ብዙሃን ህግደፍ ኣፍሊጡ። ኣሰና - ንቤተሰቡ ጽንዓት ይሃብኩም READ MORE POST TAGS: መሓመድረመጭብሪጋደርዑመርዓሪፉ።ዓብዱጀነራል
ብሪጋደር ጀነራል ተኽለ ክፍላይ (ማንጁስ) ዝሃብተመ ጀነራል ከምዝኾነ ተረጋጊጹ። April 30, 2009 6:05 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ኣብቲ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣብ መጀመርያ ኣዋርሕ ናይ 2001 ንላዕለዎት ሰበስልጣን ኤርትራ ብፍላይ ከኣ ንኣዘዘቲ ሰራዊት ዘመሓላለፎ “ምስ ዝመስለኩም ኣካል ተሓባቢርኩም ቁጠባዊ ትሕዝቶኹም ኣደልድሉ“ ዝብል ስቱር መምርሒ ብምምርኳስ፡ ንውልቃዊ ረብሕኡ ዝተወናጨፈን ድልዱል ሃብቲ ዘኻዕበተን፡ ሓደ ካብ ላዕለዎት ወታሃደራዊ መራሕቲ ኤርትራ ብሪጋደር ጀነራል ተኽለ ማንጁስ ከምዝኾነ ምንጭታት ካብ ኣሰመራ ሓቢሮም። Continue reading POST TAGS: ማንጁስብሪጋደርተረጋጊጹ።ተኽለከምዝኾነክፍላይዝሃብተመጀነራል
ብሪጋደር ጀነራል ስምኦን (ርእሲ ምራኽ) ተኣሲሩ። January 5, 2009 11:10 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ብሪጋደር ጀነራል ስምኦን (ርእሲ ምራኽ) ዛጊት ብዘተነጸረ ምኽንያት ኣብ ቀይዲ ኣትዩ ከምዘሎ ምንጭታትና ካብ ኤርትራ ሓቢሮም። Continue reading POST TAGS: ምራኽርእሲስምኦንብሪጋደርተኣሲሩ።ጀነራል