ገዚፍ ቁጽሪ ዘለዎ ህዝቢ ሰገንይቲ ብጅምላ ኣብ ቤትማእሰርቲ ተዳጕኑ April 27, 2011 9:05 amሃገራዊ ዜናassenna00 SHARE ኣብ ኤርትራ ኣድማ ከይጅመር ኣብ ሻቕሎት ዝርከብ ስርዓት ህግደፍ፡ ሎሚ ንጉሆ ገዚፍ ቁጽሪ ዘለዎ ህዝቢ ሰገነይቲ ኣብ ማእሰርቲ ከምዝዳጎነ ምንጭታት ካብ ኤርትራ ሓቢሮም። ምምሕዳር ከተማ ሰገንይቲ ንቐንዲ ቀሺ ናይቲ ዓዲ ንሳዋ ኪኸይድ ናይ ሓንቲ መዓልቲ መጠንቐቕታ ድሕሪ ምሃቦም፡ Continue reading POST TAGS: ህዝቢሎሚሒደትሓብሬታሰገንይቲቁጽሪቅድሚቤትማእሰርቲብጅምላተዳጕኑንጉሆኣረዲኡ።ኣብኤርትራከምዘሎካብዘለዎዝረኸብናዮደቃይቕገዚፍ
ሳህለን መሃንዘልን – (ቁጽሪ 4) January 3, 2011 10:00 pmዋዛን ኣዋዘንassenna00 SHARE Continue reading POST TAGS: መሃንዘልንሳህለንቁጽሪ
ንሳቶም ንቕድሚት ንሕና ንድሕሪት ንኸይድ ኣለና – (ትዕዝብቲ ቁጽሪ 2) ብኣማኑኤል ኢያሱ September 10, 2010 3:20 amቃል ኣሰናassenna00 SHARE በቕሊ ዝረኸቡ ፈረስ እንተደለዩስ ሽፋ ይግበረሎም፡ እዞም ኣድጊ ዘይብልና በቕሊ ክንዕቕ ግን ኣይግድን ! Continue reading POST TAGS: ቁጽሪብኣማኑኤልትዕዝብቲንሕናንሳቶምንቕድሚትንኸይድንድሕሪትኢያሱኣለና
ቁጽሪ ናይቶም ኣብዚ ዝሓለፈ ቀረባ ሰሙናት ንስርዓት ህግደፍ ብምርሕራሕ ኣብ ወጻኢ ዑቕባ ዝሓተቱ ኣባላት ሓይሊኣየር ኤርትራ19 በጺሑ። March 21, 2010 10:03 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ቁጽሪ ናይቶም ኣብዚ ዝሓለፈ ቀረባ ሰሙናት ንስርዓት ህግደፍ ብምርሕራሕ ንግዚኡ ክንጠቕሶ ኣብ ዘይደለና ሃገር ወጻኢ ዑቕባ ዝሓተቱ ኣባላት ሓይሊኣየር ኤርትራ 19 በጺሑ ከምዘሎ፡ ገለ ካብኣቶም ምስ መርበብ ሓበሬታ ኣሰና ኣብ ዝገበሩዎ ሓጺር ቃለመጠየቕ ኣረጋጊጾም። Continue reading POST TAGS: ህግደፍሓይሊኣየርሰሙናትቀረባቁጽሪበጺሑ።ብምርሕራሕናይቶምንስርዓትኣባላትኣብኣብዚኤርትራ19ወጻኢዑቕባዝሓለፈዝሓተቱ
ቁጽሪ ናይቶም ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ስርዓት ህግደፍ ዝኣሰሮም ሰራሕተኛታት መንግስቲ ኣዝዩ ወሲኹ። February 24, 2009 4:58 pmእዋናዊ ዜናassenna01 SHARE እቲ ብጭንቀት ተዋሒጡ፡ ፈታዊኡን ጸላኢኡን ምልላይ ስኢኑ፡ ንዝረኸቦ ብጃምላ ምእሳር ተተሓሒዙዎ ዘሎ ስርዓት ህግደፍ፡ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ዝኣሰሮም ሰራሕተኛታት መንግስቲ ቁጽሮም ካብቲ ኣብ ዜና ዝጠቐስናዮ ቁጽሪ ከምዝበዝሕ ምንጭታት ሓቢሮም። Continue reading POST TAGS: ህግደፍመንግስቲሰሙንሰራሕተኛታትስርዓትቁጽሪናይቶምኣብኣዝዩወሲኹ።ዝሓለፈዝኣሰሮም
ቁጽሪ ሓተትቲ ዑቕባ ኣብ ስዊዘርላንድ ንሂሩ፡ ዝበዝሑ ሓተትቲ ዑቕባ ኸኣ ኤርትራውያን። October 9, 2008 11:40 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ቁጽሪ ናይቶም ኣብዚ ዝሓለፈ መበል ሳልሳይ ርብዒ ዓመት 2008 ኣብ ስዊዘርላንድ ዑቕባ ዝሓተቱ ስደተኛታት ካብ ናይ ዝሓለፈ ሰለስተ ወርሒ ብ 40 ሚኣታዊት ክብ ከምዝበለ፡ ዝበዝሑ ሓተትቲ ዑቕባ ኸኣ ኤርትራውያን ምዃኖም ስዊዝ ኢንፎ ዝተባህለ ናይታ ሃገር መርበብ ሓበሬታ ኣፍሊጡ። Continue reading POST TAGS: ሓተትቲስዊዘርላንድቁጽሪንሂሩ፡ኣብኤርትራውያን።ኸኣዑቕባዝበዝሑ