ሹም ዘይብሉ ህዝቢ፡ ሽም ዘይብሉ መራሒ January 11, 2008 1:53 amቃል ኣሰናassenna00 SHARE ንፖለቲካዊ ስልጣን ከም ናይ ህይወት ግድነት (necessity) ዝርኢ ‘መራሒ’፡ ድምጺ ናይቲ ክመርሖ ዝሕልን ህዝቢ ምስማዕ ክኣቢ፡ ንሕቶታት ህዝቢ ምምላስ ክስእን ኸሎ፡ ንህዝቢ ጥፍኣት ንነብሱ ኸኣ ዕዳ ታሪኽ ከምዝፈረደ የረጋግጽ። ስለዚ ኸኣ ‘ዩ ህዝቢ ኤርትራ ሹም፡ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ከኣ ሽም ስኢኑ ዘሎ። Continue reading POST TAGS: ህዝቢ፡መራሒሹምሽምዘይብሉ
ምእንቲ ሽም ሓደ፡ ከብዲ ሽሕ ነደደ! May 10, 2007 11:59 amቃል ኣሰናassenna00 SHARE ምእንቲ ሽምን ዝናን ስልጣንን ሓደ፡ ከብዲ ኣሽሓት ምዅናን፡ ከምቲ ኣብ ዘበን ሃይለስላሰ ዝተራእየ በንጻሩ ክልክሞም ክምዝኽእል'ውን ክስቆሮም ይግባእ። ኣሽሓት ብሓልንጊ ጥምየትን ዓጸቦን እናተሳቐዩ፡ መግቢ ኣብ መኽዘን ከዚኑ ብርእስኻ ምኽኣልን ዘይተጸባይነት ረዲኤትን ዝዋራዘ መንግስቲ፡ ሽምን ወንበርን ዘይኮነ ኩርማጅን ሓመድን እዩ ዝግብኦ። Continue reading POST TAGS: ሓደ፡ምእንቲሽሕሽምነደደከብዲ