ኣምባሳደር ሳልሕ ካብ ህዝቢ ናይሮቢ ኣዋጺኡ ብልዕሊ ፍርቂ ሚልዮን ዶላር ኣሜሪካ ኣብ ዝገዝኦ ሓዲሽ ገዛ ይኣቱ፡ ቆንስል ኣለም ካብ መንበሪኡ ይባረር November 7, 2010 4:00 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ትማሊ 6 ሕዳር ‘ደሃይ ካብ ኤርትራ’ ኣብ ትሕቲ ዝብል ኣርእስቲ ኣብ ዝተዘርግሐ ሓበሬታ፡ ኣብ ስርዓት ህግደፍ ብልሽውና ክሳብ ክንደይ ሳዕሪሩ ከምዘሎ ጠቒስናልኩም። ሎሚ ድማ ከም ኣብነት ናይዚ ሕማም’ዚ ኣብ ናይሮቢ ኬንያ ኣብ ዝርከብ ኤምባሲ ህግደፍ ዝተኸስተ ጉዳይ ነቅርበልኩም። Continue reading POST TAGS: ህዝቢሓዲሽመንበሪኡሚልዮንሳልሕቆንስልብልዕሊናይሮቢኣለምኣሜሪካኣምባሳደርኣብኣዋጺኡካብዝገዝኦይባረርይኣቱ፡ዶላርገዛፍርቂ
ቆንስል ኤርትራ ኣብ ኣመሪካ ሳልሕ ኢማን ማሕሙድ ፖለቲካዊ ዑቕባ ሓቲቱ። April 25, 2010 12:39 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ቆንስል ኤርትራ ኮይኑ ክሰርሕ ዝጸንሐ ኣቶ ሳልሕ ኢማን ማሕሙድ፡ ንስርዓት ህግደፍ ራሕሪሑ ኣብ ኣመሪካ ፖለቲካዊ ዑቕባ ከምዝሓተተ እሙናት ምንጭታት ንኣሰና ሓቢሮም። Continue reading POST TAGS: ሓቲቱ።ማሕሙድሳልሕቆንስልኢማንኣመሪካኣብኤርትራዑቕባፖለቲካዊ
ሚኒስተር ሃብቲ ዓሳ ኤርትራ ሳልሕ መኪ ከምዝዓረፈ ምንጭታት ኣሰና ሓቢሮም። October 3, 2009 12:17 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ሚኒስተር ሃብቲ ዓሳ ኤርትራ ኣቶ ሳልሕ መኪ ትማሊ ምሸት 2 ጥቅምቲ 2009 ከምዝዓረፈ ምንጭታት ኣሰና ካብ ኣስመራ ሓቢሮም። Continue reading POST TAGS: ሃብቲሓቢሮም።መኪሚኒስተርምንጭታትሳልሕኣሰናኤርትራከምዝዓረፈዓሳ
ሳዕቤን መቕተልቲ መሓመድ ሳልሕ (ኦሞ) January 27, 2009 4:23 pmስቪክ ማሕበራትassenna00 SHARE Continue reading POST TAGS: መሓመድመቕተልቲሳልሕሳዕቤንኦሞ
ቅትለት መሓመድ ሳልሕ መሓመድ ሓጎስ ንጭካነ ውልቀመላኺ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ የቃልዕ September 27, 2008 6:15 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ዋላ ‘ኳ ሕማቕ ኣጋጣሚ ኾይኑ ብርዒ ስም ተጠቒመ ክጽሕፎ እንተተገደድኩ፡ ነዚ ናይ ዝፈትዎ ዓርከይ መዘከር ምጽሓፍ ሕልናዊ ዕዳ ስለዘቃለለይ ቁሩብ እረክእ። ኣነን መሓመድን ኣዚና ጥቡቓት ኣዕሩኽ ብምንባርና፡ ብሓንሳብ ብዙሕ ግዜ ነሕልፍ ነበርና። ነንሕድሕድና ኣጸቢቕና ስለእንተኣማመን ከኣ ነጻ ኴንና ነዕልል። ኣብ መንጎ ክልቴና ምስጢራዊ ጉዳይ ዝብሃል ኣይነበረን ክብል እደፍር። Continue reading POST TAGS: ሓጎስመሓመድሳልሕቅትለትንጭካነኢሳይያስኣፈወርቂውልቀመላኺየቃልዕ
መሓመድ ሳልሕ መሓመድ ሓጎስ – ምፍላጡ ማዕረ ሞቱ ዘጕሂ ንጹህ ግዳይ July 26, 2008 12:32 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ትንፋስ ማዕረ ‘ኳ እንተኾነት፡ ሞት ርጡብን ሞት ማንምን ኣብ ስምዒት ሰባት ዝገድፎ ስንብራት በበይኑ እዩ። Continue reading POST TAGS: ሓጎስመሓመድማዕረምፍላጡሞቱሳልሕንጹህዘጕሂግዳይ
ዋና ፋብሪካ ሳምናን ኦሞን መሓመድ ሳልሕ መሓመድ ሓጎስ “ብድንገት” ዓሪፉ። July 5, 2008 3:29 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ዋና ፋብሪካ ሳምናን ኦሞን መሓመድ ሳልሕ መሓመድ ሓጎስ ኣብ ዝሓለፈ ሳልስቲ “ብድንገት” ከምዝዓረፈ ካብ ኣስመራ ዝበጽሓና ሓበሬታ የፍልጥ። Continue reading POST TAGS: ሓጎስመሓመድሳልሕሳምናንብድንገትኦሞንዋናዓሪፉ።ፋብሪካ
ዋና ፋብሪካ ሳምናን ኦሞን መሓመድ ሳልሕ መሓመድ ሓጎስ “ብድንገት” ዓሪፉ። July 5, 2008 3:29 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ዋና ፋብሪካ ሳምናን ኦሞን መሓመድ ሳልሕ መሓመድ ሓጎስ ኣብ ዝሓለፈ ሳልስቲ “ብድንገት” ከምዝዓረፈ ካብ ኣስመራ ዝበጽሓና ሓበሬታ የፍልጥ። Continue reading POST TAGS: ሓጎስመሓመድሳልሕሳምናንብድንገትኦሞንዋናዓሪፉ።ፋብሪካ