ሰላማዊ ተቓውሞ ኣብ ሚላኖ ኣብ ጸምጸም ምድረበዳ ሲናይ ተጨውዮም ዘለዉ ዜጋታትና ድምጽና ነስማዓሎም። January 23, 2011 11:04 pmMessageassenna00 SHARE ካብ ልዕሊ ሰለስተ ወርሒ ጀሚሩ፣ ቁጽሮም ካብ 250 ዘይውሕዱ ኤርትራውያን ሕጻናት፣ደቂ ኣንስትዮን ደቂ ተባዕትዮን፣ ኣብ ጸምጸም ምድረበዳ ሲናይ ብሸፋቱ ዓሌታት በድዊን(ዓሌት ራሻይዳ) ተጨውዮም ከምዘለዉ ማዕከናት ዜና ዓለም ብቐጻሊ ይዛረባሉ ኣሎዋ። Continue reading POST TAGS: ሚላኖምድረበዳሰላማዊሲናይተቓውሞተጨውዮምነስማዓሎም።ኣብዘለዉዜጋታትናድምጽናጸምጸም
ኤርትራውያን ዝርከቡዎም 10 ስደተኛታት ብነጋዶ-ሰብ ኣብ ሲናይ ተቐቲሎም። ድሕነት ናይቶም ዝተረፉ ካልኦት ዓሰርተታት ጅሆታት ከኣ ኣብ ሓደጋ ይርከብ። June 13, 2010 12:52 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ኣብ ምስሪ፡ ኣብ ሓውሲ ደሴት ሲናይ ኣብ እትርከብ ከተማ፡ ሓያለ ኤርትራውያን ዝርከቡዎም 70 ስደተኛታት ብነጋዶ-ሰብ ኣብ ትሕቲ-መሬት ብሰንሰለት ተኣሲሮም ከም ጅሆ ተታሒዞም ድሕሪ ምቕናይ፡ “5 ሽሕ ዶላር ኣረክቡ ወይ ድማ ህይወትኩም ክትስእኑ ኢኹም” ተባሂሎም፡ ብኤለትሪክ ክፍልታት ኣካላቶም እናነደደ ይሳቐይዩ ከምዘለዉ፡ ዛጊት 10 ካብኣቶም ብኣሰቃቒ መንገዲ ከምዝተቐትሉ፡ እቶም ዝተረፉ ኸኣ ህይወቶም ኣብ ከቢድ ሓደጋ ከምዘሎ ምንጭታት ሓቢሮም። Continue reading POST TAGS: ሓደጋሰብሲናይስደተኛታትብነጋዶተቐቲሎም።ናይቶምኣብኤርትራውያንከኣካልኦትዓሰርተታትዝርከቡዎምዝተረፉይርከብ።ድሕነትጅሆታት