ካብ ሊብያ ናብ ዓዲ ጥልያን ክሰግሩ ቅድሚ ሰሙን ዝተበገሱ ዳርጋ ኩሎም ኤርትራውያን ምዃኖም ዝንገረሎም 335 ስደተኛታት ደሃይ ኣጥፊኦም ከምዘለዉ ገለ ቤተሰቦም ምስኣቶም ዝርከቡ ኤርትራውያን ምስናይ ከቢድ ጭንቀትን ስግኣትን ሓቢሮም።

ብህዝባዊ ናዕብታት ቱኒዝያስ ግብጽን ሰንቢዱን ኣእሙራኣዊ ዕረፍቲ ስኢኑን ብ 27 ጥሪ ናብ ቀጠር ብምኻድ ክሳብ 11 ለካቲት ኣብታ ሃገር ንኽለተ ሰሙን መመላእታ ዝቐነየ መራሒ ጭፍራ ህግደፍ ‘ፕርዚደንት’ ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፡ ከምቲ ትጽቢት ዝተገብረሉ ኣብቲ ብ12 ለካቲት ኣብ ባጽዕ ዝተኻየደ ጽምብል ስርሒት ፈንቅል ከምዝተሳተፈ ምንጭታት ካብ ኣስመራ ሓቢሮም።

ካብ 14 ክሳብ 21 መጋቢት 2010 ኣብ ዝነበረ ግዜ ጥራይ 412 ኤርትራውያን ስደተኛታት ብወገን ራማ፡ ግርሁ ስርናይን ዛላንበሳን ናብ ኢትዮጵያ ከም ዝኣተዉ ምንጭታት ሰልፊ ደሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ ካብቲ ከባቢ ሓቢሮም። ናይዞም ኣባላት ክፍላተ ሰራዊት 19ን 53ን ዝነበሩ 123 ወተሃደራት ዝርከብዎም ኤርትራውያን ዝርዝር ኩነታት ከምዚ ዝስዕብ እዩ።

ስርዓት ህግደፍ ኣብዚ ሰሙን ‘ዚ ልዕሊ 20 ኣመንቲ ናይተን ዝኣገደን ሃይማኖታት ክርስትና ኣሲሩ ከምዘሎ ተገሊጹ።
ኣብዚ ሒዝናዮ ዘሎና ሳምንቲ ካብ ሓንቲ ኤርትራዉያን ብብዝሒ ካብ ሰብ በላዕ ስርዓት ህግደፍ ሃዲሞም ዝዕቆቡላ ዘሎዉ ሃገር ብሓደ ኣዝዩ ተባዕን ርእሱ ብዝኣምን ንፉዕ ዜጋ ብሹማምንቲ ህግደፍ ኣብ ልዕሊ ኣካላት ሕብረተሰብና ንዝተፈጸመ ዘስካሕክሕ ሰብኣዊ ገበናት ብኣዝዩ ስሩዕን ንጹርን ኣቀራርባ ምስክርነቱ ዘርጊሑ ኣሎ:: ( ንሙሉእ ሓበሬታ ነዚ መወከሲ ምጥዋቕ ይካኣል::) http://www.togoruba.org/togoruba1964/mainTogorubamap/mainMap/rightMap/temp-08/1210T8-TA.pdf
ጸሓፊት ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ኮንዶሊሳ ራይስ ዝመጽእ ዘሎ ሰሙን ኢትዮጵያ ብምብጻሕ ኣብ ኣኼባ መራሕቲ ሃገራት ዞባ ዓበይቲ ቀላያት ከምእትሳተፍን ምስ ሰበስልጣን ኢትዮጵያ ከምእትራኸብን ኣገልግሎት ዜና ሮይተርስ ንኣፈኛ ስተይት ዲፓርትመንት ብምጥቃስ ኣብ ዘመሓላለፎ ዜና ኣፍሊጡ።
መንግስቲ ኢትዮጵያ ዝመጽእ ሰሙን (ፋልማይ ሰሙን) ናይ ወርሒ ጥቅምቲ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ወራር ከካይድ እዩ’ ዝብል ሓበሬታ ካብ ትላላት ስለያን ግለሰባትን ሓበሬታ ከምዘሎ፡ መንግስታዊት መርበብ ሓበሬታ ሻባይት.ኮም ትማሊ ኣብ ዝዘርግሓቶ ሓበሬታ ኣፍሊጣ።