እገዳ ባይቶ ጸጥታ፡ ኣብ ምንትምንታይ ዶ እንቋዓነይ? – ቃል ኣሰና December 28, 2009 12:28 amቃል ኣሰናassenna00 SHARE ህዝቢ ኤርትራ፡ ሒደት መዳርግቲ ዘለዎ ጅግንነት ፈጺሙ ነቲ ነዊሕን መሪርን ቃልሲ ነጻነት ሃገሩ ብኸቢድ መስዋእቲ ምስ ኣረጋገጾ፡ ንሒደት ዓመታት ጥራይ እዩ ኣስተንፊሱ። ናጽነት፡ መወዳእታ ብረታዊ ቓልሲ ብምንባራ፡ ሩፍታ ’ኳ እንተሰመዖ፡ መበገሲ ናይ ሓደ ደረት ዘይብሉ ናይ ምዕባለን ስልጣኔን ሓድሽ ጉዕዞ ምዃና ‘ውን ስለዝተገንዘበ፡ ብኡ ንብኡ ናብ መጻኢኡ ምቁማት ኣየቋረጸን። Continue reading POST TAGS: ምንትምንታይቃልባይቶኣሰናኣብእንቋዓነይእገዳዶጸጥታ፡