ሰብኣውን ደሞክራሲያውን መሰል ንምውሓስ ልዕልና ሕጊ ምርግጋጽ የድሊ September 20, 2010 1:38 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE 18- መስከረም 2001 ኣብ ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ፡ ልዕሊ 1000 ንጹሃት ዜጋታት ብጃምላ ዝተኣሰሩላ፡ ንደላይ ፍትሒ ህዝቢ ኤርትራ፡ ንዓለም፡ እቲ በደል ጎሊሑ ዝተመስከረላ ጸላም ዕለት ኢያ። እንሆ ድማ ዝኽሪ መበል 9ይ ዓመት ንምኽባር፡ ሕልናና ደሪኹና ንዝክራ ኣለና። Continue reading POST TAGS: ልዕልናሕጊመሰልምርግጋጽሰብኣውንንምውሓስየድሊደሞክራሲያውን
ሰብኣውን ደሞክራሲያውን መሰል ንምውሓስ ልዕልና ሕጊ ምርግጋጽ የድሊ September 20, 2010 1:38 amፖለቲካassenna00 SHARE 18- መስከረም 2001 ኣብ ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ፡ ልዕሊ 1000 ንጹሃት ዜጋታት ብጃምላ ዝተኣሰሩላ፡ ንደላይ ፍትሒ ህዝቢ ኤርትራ፡ ንዓለም፡ እቲ በደል ጎሊሑ ዝተመስከረላ ጸላም ዕለት ኢያ። እንሆ ድማ ዝኽሪ መበል 9ይ ዓመት ንምኽባር፡ ሕልናና ደሪኹና ንዝክራ ኣለና። Continue reading POST TAGS: ልዕልናሕጊመሰልምርግጋጽሰብኣውንንምውሓስየድሊደሞክራሲያውን
ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ኣብ ናይ ጥፍኣት ሓደጋ ዝነበሩ፡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ድሒኖም ከምዘለዉ ገና ምርግጋጽ ዘድልዮ ኣፈናዊ ሓበሬታ የረድእ። October 6, 2009 11:27 pmእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ኤርትራውያን ስደተኛታት ጽዒና ካብ ሊብያ ናብ ኤውሮጳ ኣብ ጉዕዞ ዝቐነየት ጃልባ፡ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ኣብ ኣህጉራዊ መስመር ምስ በጽሐት ነዳዲ ወዲኣ ጠጠው ኢላ ከምዘላ ‘ሞ ኣብ ናይ ጥፍኣት ሓደጋ ከምዝነበሩ ተሳፈርታ ተደጋጋሚ ናይ ረዲኤት ጻውዒት ይገብሩ ከምዘለዉ ብመርበብ ሓበሬታ ኣሰና ነጊርናሎም ዝነበርና ግዳያት፡ ድሒኖም ከምዘለዉ ትማሊ ምሸት ዝረኸብናዮ ገና ምርግጋጽ ዘድልዮ ኣፈናዊ ሓበሬታ የረድእ። Continue reading POST TAGS: ሓበሬታሓደጋማእከላይምርግጋጽስደተኛታትባሕሪናይኣብኣፈናዊኤርትራውያንከምዘለዉዘድልዮዝነበሩ፡የረድእ።ድሒኖምገናጥፍኣት