ዘይ ጎነጻዎ ሜላ ተቓውሞ ንነባሪ ለውጢ June 17, 2010 11:19 pmፖለቲካassenna00 SHARE ዝኸበርኩም ኣንበብቲ ሕጉስን ትስፍውን ናይ በዓል ሃዋህው ኣሕሊፍኩም ክትኮኑ ዘሎኒ ትምኒት ድሕሪ ምግላጽ ንዝመጽእ ዓመት ከአ አብ ኣዝዩ ጥሙሕን ጥጡሕን ዝኾነ ሃዋህው ከነብዕሎ ዘሎኒ ተስፋ ልዑል ምኻኑ ደጊመ ከዘኻኽረኩም እፈቱ። Continue reading POST TAGS: ለውጢሜላተቓውሞንነባሪዘይጎነጻዎ
መታን ኣብ ስልጣን ኣራጢጥካ ክትነብር ተግባራትካ ብሓሶትን ብቓላትን ምኽዋል ሜላ መለኽቲ ኢዩ፡፡ May 13, 2009 8:51 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ህዝቢ ኤርትራ ብሓያል ቃልስን ብመስዋእቲ ብሉጻት ዜጋታቱን መሬታዊ ናጽነቱ ካብ ዘረጋግጽ ዓሰርተ ሾመንተ ዓመታት ኮይኑ እነሆ ድሮ ጽንብሉ በጺሑ ኣሎ፡፡ ኣብዚ ንርብዒ ዘመን ተቓሪቡ ዘሎ ዓመታት ግን መብጽዓ ሰማእታት ተጠሊሙ መንፈሳዊ ሓርነት ህዝቢ ተረጊጹ ቁጠባ ሃገር ካብ ጊዜ ባዕዳውያን ገዛእቲ እንከለው ንላዕሊ ንሂሉ ህዝብን ሃገርን ኣብ ንምግላጹ ዘስካሕክሕ ኩነታት ወዲቖም ንርእዮምን ንዕዘቦምን ኣሎና፡፡ Continue reading POST TAGS: መለኽቲመታንሜላምኽዋልስልጣንብሓሶትንብቓላትንተግባራትካኢዩ፡፡ኣራጢጥካኣብክትነብር
ተቐያያሪ ሜላ ንሓደ ፍሹል ፖሊሲ July 8, 2007 11:14 amቃል ኣሰናassenna00 SHARE ሓደ ካብ ቀንዲ ውድቀታት ስርዓት ህግደፍ፡ ጌጋታቱ ዘይቅበልን ምስ ግዜ ዘይምዕብልን ምዃኑ እዩ። ንፖሊሲታቱ ክዉንነት ነጺጉዎ ክንሱ፡ ‘ዋላ ትንፈር ጤል እያ’ ኢሉ ሜላታት ጥራይ እናቐያየረ ህልኽ ሓዊሱ ‘ዩ ከተግብሮ ዝፍትን። Continue reading POST TAGS: ሜላተቐያያሪንሓደፍሹልፖሊሲ