ሙባራክ ከይዱ፡ ዉልቀ-መለኽቲ ተመሳሳሊ ዕጫ ይጽበዮም February 11, 2011 8:45 pmኣብነትassenna00 SHARE ን18 መዓልታት መመላእታ ኣዉያት ህዝቡ ዕሽሽ ብምባል ስልጣኑ ንኸይለቕቕ ሓንጊዱ፡ ንልዕሊ 30 ዓመታት ብሓይሊ ብረት ንልቢ ግብጻውያን ሰይሩ ኣብ ኮረሻ ስልጣን ተወጢሑ ዝጸንሐ ፕረዝደንት ግብጺ ነበር ሑስኒ ሙባረክ፡ ዓርቢ 11 ለካቲት 2011 ስልጣኑ ከምዝለቐቐ ብወግዒ ኣፍሊጡ። Continue reading POST TAGS: መለኽቲሙባራክተመሳሳሊከይዱ፡ዉልቀዕጫይጽበዮም
መታን ኣብ ስልጣን ኣራጢጥካ ክትነብር ተግባራትካ ብሓሶትን ብቓላትን ምኽዋል ሜላ መለኽቲ ኢዩ፡፡ May 13, 2009 8:51 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ህዝቢ ኤርትራ ብሓያል ቃልስን ብመስዋእቲ ብሉጻት ዜጋታቱን መሬታዊ ናጽነቱ ካብ ዘረጋግጽ ዓሰርተ ሾመንተ ዓመታት ኮይኑ እነሆ ድሮ ጽንብሉ በጺሑ ኣሎ፡፡ ኣብዚ ንርብዒ ዘመን ተቓሪቡ ዘሎ ዓመታት ግን መብጽዓ ሰማእታት ተጠሊሙ መንፈሳዊ ሓርነት ህዝቢ ተረጊጹ ቁጠባ ሃገር ካብ ጊዜ ባዕዳውያን ገዛእቲ እንከለው ንላዕሊ ንሂሉ ህዝብን ሃገርን ኣብ ንምግላጹ ዘስካሕክሕ ኩነታት ወዲቖም ንርእዮምን ንዕዘቦምን ኣሎና፡፡ Continue reading POST TAGS: መለኽቲመታንሜላምኽዋልስልጣንብሓሶትንብቓላትንተግባራትካኢዩ፡፡ኣራጢጥካኣብክትነብር
ምእንቲ ስልጣኖም ዝበኣሱ- መለኽቲ (ዲክታቶራት) (Dueling Dictators) -News Week December 7, 2007 12:36 amፖለቲካassenna00 SHARE እዘን ክልተ ሃገራት ከም ኣመሪካን ካናዳን ክቀራረባ ምተገብአ። ግን ስለ ምንታይ ኢየን ኢትዮጵያን ኤርትራን እንደገና ኣብ ገምገም ውግእ ዘለዋ? Continue reading POST TAGS: dictatorsduelingnewsweekመለኽቲምእንቲስልጣኖምዝበኣሱዲክታቶራት