ሞራልን ሕልናን ዘተባብዕ፣ ሽውሃት ቃልሲ ዝኸፍት፣ ተስፋ ዝህብ፣ ሰላማዊ ሰልፊ መንእሰይ ኤርትራ ኣብ ጀነቫ March 28, 2011 11:58 pmኤውሮጳassenna00 SHARE ኣነ ነዛ ጽሕፍቲ እዚኣ ክጽሕፍ ዘገደደኒ ምኽንያት፡ ነቲ/ታ፡ ኣብዚ ትማሊ፡ ዕለት 25. 03. 2011 ዓ.ም.ፈ.፡ ኣብ ጀነቫ (Geneva)፡ ኣብ ቅድሚ በት ጽሕፈት ሕቡራት መንግስታት (UN) ዝተገበረ፡ ብመንእሰይ ኤርትራ ዝተዳለው፡ ሰለማዊ ሰልፊ፡ ዘይዋዓለ/ት ኤርትራዊ፡ ክቀኒእ፡ ወይ እውን፡ ኣብዚ ሰላማዊ ሰልፊ እዚ ዘይምውዓሉ፡ ከጣዕሶ፡ ኢለ ኣይኮንኩን። Continue reading POST TAGS: ሕልናንመንእሰይሞራልንሰላማዊሰልፊሽውሃትቃልሲተስፋኣብኤርትራዘተባብዕ፣ዝህብ፣ዝኸፍት፣ጀነቫ
ናብ ኩሉ ሕልናን ሓልዮት ህዝቢ ዘለዎ ኤርትራዊ October 1, 2007 6:12 pmደብዳቤታትassenna00 SHARE እዚ ሰለ ዝኾነ ከኣ እቲ ኣሜርካ ወጢኖሞ ዘለው ውሳኔ ንመንግስቲ ኤርትራ ናብ መወልቲ ግብረ ሽበራ ምስራዕ ንጭኹን ህዝቢ ኤርትራ ዝምልከት ከምዘይኾነ ኩሉ ክፈልጦ ዘለዎ ሓቂ’ዩ ፡፡ ውልቀ ሰብ ወይ ጉጅለ ወይ ድማ ስርዓት ኣካል ግብረ ሽበራ ክኸውን ይኽእል’ዩ ህዝቢ ኤርትራ ግን ኣካል ግብረ ሽበራ ክኸውን ኣይክእልን እዩ ፡፡ Continue reading POST TAGS: ህዝቢሓልዮትሕልናንናብኤርትራዊኩሉዘለዎ
እሱራት ፖሎቲካን ሕልናን ኤርትራና፣ካብ ደገ ነንብር ዘሎና ኤርትራውያን ፍቕርን ተሓላቕነትን ኣይጒደሎም። September 18, 2007 1:12 amፖለቲካassenna00 SHARE እሱር፣ ኣብ ቅድሚ መንግስቲ ኤርትራ፣ ካብ ክትሕረድ ዝቐረበት ደርሆ ንታሕቲ መሰል ዘለዎ፣ ባህላውን መንፈሳውን ሃገራውን ክብሪ ዝተቐንጠጠ፣ ሬሳ ዓይኒ ዘለዎ እዩ። ከይጠሚ፣ ከይህረም፣ ስድራኡ ክበጽሕዎ፣ ክሕከም፣ ክመሃር፣ ጉዳዩ ብነጻ ቤት ፍርዲ ክርኤ፣ ብጠበቓ ንነፍሱ ክከላኸል መሰሉ እዩ። እዚ ግን ኣብ ኤርትራ ዘይሕሰብ ከም ዝኾነ ኩልና ንፈልጦ ሓቒ እዩ። Continue reading POST TAGS: ሕልናንተሓላቕነትንነንብርኣይጒደሎም።ኤርትራና፣ካብኤርትራውያንእሱራትዘሎናደገፍቕርንፖሎቲካን
ፕረዚደንት ኢሳይያስ ፡ “ 20 ሰነ ሕልናን ኣእምሮናን እንምርምረላ መዓልቲ እያ” ይብል። June 20, 2007 4:01 pmእዋናዊ ዜናassenna01 SHARE ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ሎሚ 20 ሰነ ብምኽንያት መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ ኣብ ዘስምዖ ቃል፡ “ እዚ ኣጋጣሚ’ዚ ትርጉም ህላወና ብኣእሙሮና እንምርምረሉን ነቲ ንኽብሪ ሃገር ዝተኸፍለ መስዋእቲ ዝገበርናዮ ካሕሳ እንመዝነሉን ብምዃኑ ፍሉይ ትርጉም ኣለዎ…” ኢሉ። Continue reading POST TAGS: ፡“ሕልናንመዓልቲሰነኢሳይያስኣእምሮናንእንምርምረላእያ”ይብል።ፕረዚደንት