ሚልኪያስ – ምሕረተኣብ: ስለ ሓቀኛ ምስክርነትካ የመስግነካ!! – ብስም “ኣለና” ዝጸሓፍ ዘሎ ግምትካ ክምልሽ – ብሪጋደር ጀነራል ተኸስተ ሃይለ December 26, 2010 7:58 pmእንካን ሃባንassenna00 SHARE ሚልኪያስ ምሕረተኣብ፡ ኣብ ኣሰና ዶት ኮም ብዕለት 21- 12- 2010 < ንእሽቶ ምኽሪ ንሓው ኣለና> ዝብል ኣርእስቲ ሰለስተ ነጥብታት ገሊጽካ። Continue reading POST TAGS: “ኣለና”ሃይለሓቀኛሚልኪያስምሕረተኣብምስክርነትካስለብሪጋደርብስምተኸስተክምልሽዘሎዝጸሓፍየመስግነካጀነራልግምትካ
ማትሪክ – ኣብ ሓቀኛ ፍጻሜ ዝተመርኮሰ ሓጻር ዛንታ March 17, 2010 12:14 amምኽሪassenna00 SHARE ፈይሰል ዝለበሶ ጋውን ስለዝነውሖ ብእግሩ ከይረግጾ ብጸጋማይ ኢዱ ጨቢጡ ንላዕሊ ብምስሓብ’ዩ ዚንቃሳቀስ። ስልማት ዛግረ ወናኒ $40 ሽሕ ናቕፋ መዳልያ ኮይኑ ኪሓልፍ ጥርጥር ኣይነበሮን።ኣብቲ ብላቭ ሱኬር ዝፍለጥ መራኸቢ ቦታ ካብ ካልእ ዝተፈላለያ ዝበዝሑ ቤተሰብ ተመረቕቲ’ያ ኣአንጊዳ። Continue reading POST TAGS: ሓቀኛሓጻርማትሪክኣብዛንታዝተመርኮሰፍጻሜ
ኣምባሳደራት ኤርትራ በዚሑ ሓሶትኩም ምትላልኩም: ክሳብ መኣስ ክንጽመም እስከ ይቀላዕ ሓቀኛ ታሪኽኩም February 3, 2010 8:28 pmፖለቲካassenna00 SHARE ኣቶ ተስፋንኪኤል ገራህቱ ኣምባሳዶር ኣብ ዓዲ እንግሊዝ። ኣቶ ተስፋማርያም ተኸስተ/ወዲ ባሻይ/ ኣምባሳዶር ኣብ እስራአል። ኣቶ ግርማ ኣስመሮም ኣምባሳዶር ኣብ ኤውሮጳዊ-ሕብረት፡ ጽቡቕኩም ሕማቕኩም ታሪኽኩም ክንገልጽ ሰዓቱ ስለዝኣኸለ ኣይትቀየሙና። Continue reading POST TAGS: ሓሶትኩምሓቀኛመኣስምትላልኩምበዚሑታሪኽኩምኣምባሳደራትኤርትራእስከክሳብክንጽመምይቀላዕ