ውድብ ሕቡራት ሃገራት፡ ኣብ ሊብያ፡ ካብ በረራ ነጻ ዝኾነ ዞባ ክኽለል፡ ከምኡ ‘ውን ሲቪላዊ ህልቂት ንምውጋድ ኩሉ ኣድላዪ ዘበለ ስጉምቲ ክውሰድ ውሳኔ ኣሕሊፉ። March 18, 2011 2:01 amእዋናዊ ዜናassenna01 SHARE ውድብ ሕቡራት ሃገራት፡ ሎሚ 17 መጋቢት ኣብ ኒውዮርክ ኣብ ዘጋብኦ ህጹጽ ኣኼባ ፡ ሲቪላዊ ህልቂት ደው ንምባል፡ ኣብ ሊብያ፡ ካብ በረራ ነጻ ዝኾነ ዞባ ክኽለል፡ ከምኡ ‘ውን ኩሉ ኣድላዪ ዘበለ ስጉምቲ ክውሰድ ውሳኔ ኣሕሊፉ። Continue reading POST TAGS: ‘ውንሃገራት፡ህልቂትሊብያ፡ሕቡራትሲቪላዊስጉምቲበረራንምውጋድኣሕሊፉ።ኣብኣድላዪከምኡኩሉካብክኽለል፡ክውሰድውሳኔዘበለዞባ
ስርዓት ኢሰያስ ብጥሙር ማሕረስ፡ ጥሙር ድኽነት ኣመዝጊቡ፡ ብጥሙር ምፍንቓል ዓዲታትከ፡ ጥሙር ህልቂት? March 13, 2009 6:39 pmፖለቲካassenna00 SHARE ስርዓት ኢሰያስ፡ ብተግብራቱ ንዝኾነ ኣብ ኤርትራ ዝዓንተረ ባዕዳዊ መግዛእቲ ኣብዚ ትረፍ ከምዝበሎ እቶም ምስ ጥዕናና ኣለና ንብል ንኣምነሉ ጉዳይ ይመስለኒ፡፡ ንኹሉ እከይ ተግብራት ገዛእቲ ሓይልታት በብሓደ የተግብሮ ኣሎ፡፡ እቲ ዝተረፈውን ክሳዕ ኣብ ስልጣን ዘሎ ከማልኦ እዩ፡፡ ሓደ ካብቲ ግፍዓዊ ፖሊሲታቱ ኣብዚ ቀረባ መዓልታት ዝመጽእ ዘሎ ሓበሬታት፡ ዓሰርተታት ዓድታት ካብ መበቀሎላዊ ቦትአን ብሓይሊ ከግዕዘን ይሸባሸብ ከምዘሎ ይፍለጥ፡፡ Continue reading POST TAGS: ህልቂትማሕረስ፡ምፍንቓልስርዓትብጥሙርኢሰያስኣመዝጊቡ፡ዓዲታትከ፡ድኽነትጥሙር