ኣብ ሃገርና ኤርትራ 2173 ሰባት ብጥሜት ሞይቶም። April 1, 2009 10:41 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና ናብ ቤት ጽሕፈት ፕረሲደንት ዝተላእከ ስቱር ደብዳቤ ብዘቕረቦ ናይ “ወርሒ ጥቅምቲ-ሕዳር-ታሕሳስ 2008፡ ርብዒ-ዓመታዊ ጸብጻብ“ መሰረት፡ ኣብዘን ዝተጠቕሳ ሰለስተ ኣዋርሕ ጥራይ፡ ብጥሜትን ፈውሲ ነቐዝ ተነስኒስዎ ዝተበላሸወ እኽሊ ብምብላዕን፡ ኣብ ኤርትራ ሃገርና፡ 2173 ሰባት ከምዝሞቱ ምንጭታትና ካብ ከርሲ ቤት ጽሕፈት ፕረሲደንት ሓቢሮም። Continue reading POST TAGS: 2173ሃገርናሞይቶም።ሰባትብጥሜትኣብኤርትራ
ኣብ ሃገርና ኤርትራ ብጥሜት 2173 ሰባት ሞይቶም። April 1, 2009 10:35 amእዋናዊ ዜናassenna00 SHARE ካብ ሚኒስትሪ ጥዕና ናብ ቤት ጽሕፈት ፕረሲደንት ዝተላእከ ስቱር ደብዳቤ ብዘቕረቦ ናይ “ወርሒ ጥቅምቲ-ሕዳር-ታሕሳስ 2008፡ ርብዒ-ዓመታዊ ጸብጻብ“ መሰረት፡ ኣብዘን ዝተጠቕሳ ሰለስተ ኣዋርሕ ጥራይ፡ ብጥሜትን ፈውሲ ነቐዝ ተነስኒስዎ ዝተበላሸወ እኽሊ ብምብላዕን፡ ኣብ ኤርትራ ሃገርና፡ 2173 ሰባት ከምዝሞቱ ምንጭታትና ካብ ከርሲ ቤት ጽሕፈት ፕረሲደንት ሓቢሮም። Continue reading POST TAGS: 2173ሃገርናሞይቶም።ሰባትብጥሜትኣብኤርትራ
ሃገርና ብደቓ ካብ ትሕንቕቅ ትሕርቕም!! January 6, 2009 8:26 pmናዕታ ሃገርassenna00 SHARE ኣየ ዘመን፡ ዘመን ግርንቢጥኣብ ክንዲ ትኽ! እትብል ትጉብጥኣብ ክንዲ ትስሕቕ፡ ትነብዕኣብ ክንዲ ትሕበን፡ ትሓፍር ዘይትኾርዕ Continue reading POST TAGS: ሃገርናብደቓትሕርቕምትሕንቕቅካብ
እዋናዊ ኩነታት ሃገርና ክንፈልጥ ጥራይ ድዩ ዝግብኣናስ- ሰሚዕና ክንብድሆን ክንድግፎን? December 6, 2008 3:53 amስቪክ ማሕበራትassenna00 SHARE ኣብ`ዚ ዝሓለፈ ቅንያት ሳላ ተባዓትን ህርኩቱታን ኤርትራውያን ዜጋታት ዘካይድዎ ዘሎው ዘይሕለል ጻዕርታት ህሉው ኩነታት ሃገርና ይሕቡሩና ኩነታት ዜጋታት ኣብ ውሽጢ ሃገርና ዘጋጥሞም ዘሎ ኣደራዕ ይሕቡሩና Continue reading POST TAGS: ሃገርናሰሚዕናእዋናዊኩነታትክንብድሆንክንድግፎንክንፈልጥዝግብኣናስድዩጥራይ
ፋል ሃገርና February 2, 2008 12:52 amናዕታ ሃገርassenna00 SHARE ሰብ’ዶ የለን’ዩ ንበይነይ ዝቝንዞእንታይ ኣምጽኦ ሎሚ’ኸ ክንድዚ ቐንፈዞ ዒራዒሮ ዊዓ ሓድሽ ምህዞኣደራዕ ዓመጽቲ ምልኪ ዝኣዘዞንወዲ ሰብ ርሱን ሓጺን ዘትሕዞብሂወቱ ከሎ ምስ ምዉታት ዘጐዝጕዞወሰን በል እንዳለ ንለባም ዘፍዝዞ እዚ ምንታይ ንስልጣን በይኑ ክሕዞ Continue reading POST TAGS: ሃገርናፋል
እቲ ጸይቂ ሃገርና ሒዙዋ ይጠፍእ ኣሎ። January 27, 2008 1:28 amፖለቲካassenna00 SHARE ኤርትራ ብሰሪ ሓደ ውልቀመላኺ፡ ስኣን ሓደ ጅግና: ትደሚ ትነብዕ ኣላ። ነዛ ታሪኻዊት ስጉምቲ ዝዕወት ኣብ ታሪኽ ኤርትራ ክሳብ ክንደይ ክብሪ ኮን ክህልዎ ኢዩ። Continue reading POST TAGS: ሃገርናሒዙዋኣሎ።እቲይጠፍእጸይቂ