Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

Scarico 2 ስካሪኮ: እቲ`ኦም ኣበይ ከይዶም`ዮም እዚ`ኦም ዝዕንድሩ

Scarico 2 ስካሪኮ እቲ`ኦም ኣበይ ከይዶም`ዮም እዚ`ኦም ዝዕንድሩ ብ ኣወልኼር ዓ/ሓፊዝ ኣብ 1ይ ፊርቂ 70ታት ናይ`ቲ ዝሓለፈ ክፍለ ዘመን ካብ ዝተፈጸመ ስልጡንን ፤ ነቲ ኣብ ስካሪኮ ኮንካ ዝጽሕተር ፤ንሓድሽ ወለዶ ኣብ ክንዲ ካብ ኣቦታቱ ዝሰልጠነ ዝኸውን ዝደሓረ ንኽኸውን

Scarico 2 ስካሪኮ

እቲ`ኦም ኣበይ ከይዶም`ዮም እዚ`ኦም ዝዕንድሩ

ብ ኣወልኼር ዓ/ሓፊዝ

ኣብ 1ይ ፊርቂ 70ታት ናይ`ቲ ዝሓለፈ ክፍለ ዘመን ካብ ዝተፈጸመ ስልጡንን ፤ ነቲ ኣብ ስካሪኮ ኮንካ ዝጽሕተር ፤ንሓድሽ ወለዶ ኣብ ክንዲ ካብ ኣቦታቱ ዝሰልጠነ ዝኸውን ዝደሓረ ንኽኸውን ዝገብር፤ኣሕፋርን ኣዚዩ ድሑርን ሾቨንያዊ ዕንደራ እትብድህ ብኣካል ዝተሳተፍኩዋ ፍጻመ ክዝክረልኩም`የ።

ኣብ`ታ ፍጻመ ተሳተፍቲ፡-

  • ዕድመኦም ኣብ ቀዳማይ መሳልል 20ታት፤ ናይ ኣድስ ኣበባ ዩኒቨርስቲ ተማሃሮ፤ ኣባላት ክበብ ኮኾብ ጽባሕ (Morning Star Club) YMCA መንእስያት ደቂ ተባዕትዮ ክርስትያናዊ ማሕበር(ኣስመራ)
  • ዕድመኦም ኣብ መንጎ 30ን 40ን ነይሮም ክኾኑ ዝኽእሉ መምህር ዒሳ ዳይረክተር ቤት ትምህርት እስላማዊ ግብረ ሰናይ (እስላሚያ ወይ ፖነቨለንቲ( ተባሂሉ ዝፍለጥ ማእከላይ ደረጃ (ኣስመራ)
  • ኣነ ዘለኹዎም ዕድመኦም ካብ 13 ክሳብ 15 ዓመት ክኸውን ዝኽእል ተማሃሮ ኣስላሚያ/ፖነቨለንቲ እዮም።

ኣብ ክፍሊ መምህር ክመጹ እናተጸበና መምህር ዒሳ (ዳይረክተር) ምስኦም 2 ድዮም3 ኣጋይሽ መንእሰያት ኣኸቲሎም ንኽፍልና ኣተዉ፤ መን ምዃኖም ምስተነግረና፤ እቶም ኣባላት ክበብ ኮኾብ ጽባሕ ኣብ መንእሰያት ደቂ ተባዕትዮ ክርስትያናዊ ማሕበር  ዝኾኑ መንእሰያት፤ YMCA ናይ ክርስትያን ጥራሕ ዘይምዃኑ ብዘስምዕ መግለጽታት ኣቢሎም ንክበቦም ኮኾብ ጽባሕ ክንጽንበር ዓደሙና ።

ንዕድምኦም ዝተቀበልና ውሑዳት ኣይነበርናን። መምህር ዒሳን እዞም መንእስያትን ቅድሚ ናባና ምምጸኦም እንታይ ምርድዳእ ጌሮም ክትግምት ዘሸግር ነይሩ ክኸውን ይኽእል። ኣብቲ ግዜ`ቲ ማለተይ`ዩ። ድሕሪ`ዚ ፍጻመ 4 ሓሙሽተ ዓመታት ምስ ክቡር ዳይረክተር ቤት ትምህርተይ መም/ ዒሳ ከም ተጋደልቲ  ኣብ ሜዳ ምርኻብና ነቲ ምግማቱ ኣሸጊሩዝነበረ ርግጽ ይገብሮ። ሃገርነት።ጭውነት።ስልጣኔ።

YMCA ሃይማኖት ሓዘል ማሕበር ኣይነበረን ምባል ዘይከኣል`ዩ፤ ብዓብዩ  ከኣ ነቲ ክርስትያን መንእስይ ካብ ፖለትካ ንምርሓቁ ዝኣመተ ማሕበር`ዩ ነይሩ፤  ክሳብ ካብ ቃኘው ኣስልጠንቲ ናይ ስፖርቲ ከተምጽእ ቀሊል ጉዳይ`ዩ ነይሩ።

ናይ 60ታት 70ታት መንእሰያት ግና ዝኣክል ንቅሓትን ምብልሓትን ስለ ዝነበሮም … ንምሕጻር ዝኣክል፡-

  • ነዚ ማሓበር ብናቶም መደብ ከም ዝምራሕ ምግባር፤ ንኣብነት ነቲ ንዓና (መንእሰያት ኣስላም)ነቲ ማሕበር ከም ንዝጽበሮ ምግባሮም ።
  • ኣብ YMCA ዝኾነ ኣኼባ ብጸሎት ኣቡነ ዘሰማያት ደግምካ`ዩ ዝኽፈት፡ እቲ ክለብ ንሕና ምስ ተጸንበርናዮ ግና እቲ ኣቦ ወንበር ክርስትያን እንተኾይኑ ኣቡነ ዘሰማት ኣስላማይ እንተኾይኑ ኸኣ ብ ኣልፋቲሓ ይጅምሮ
  • ኣብ ኩሉ ኣኼባታትና ብጉዳይ ሃገር ኢና ንዛተ ኣብቲ ንምምሕዳር ዝወሃብ ጸብጻብ ከኣ ሃስያ ሽጋራ ………………….. ወዘተ ተባሂሉ ይጸሓፍ ነይሩ።
  • ኣብታ ክለብ ፍርቅና ተጋድሎ ሓርነት ፍርቅና ኸኣ ህዝባዊ ሓይልታት ኢና ነርና፤ ሆ !ንበሃል ግና ኣዕሩኽ ብሓደ በሳጆ ንወጽእ ንከባበር፡ ብፍልልያትና ንጻላእ ኣይነበርናን !!
  • ንደቂ እዚኦም ካብ ስካሪኮ ኣሪኻ ዓጽምኹም`ዶ መዝሙርኩም`ዶ ነጸላኹም`ዶ መንደፍኩም`ዶ እንዳበልካ ናብ ሓማም ሸቮኒዝም ምምራሕ ናይ ገበን ገበን`ዩ። ደሓር ከኣ ኣእምሮ መንእሰያትና እፍሊ ድሑራት ዝዕንድርሉስ ኣበይ ምስከድና`ዩ !!ስካሪኮ

AAHafiz (211) 12/02/17

 

aseye.asena@gmail.com

Review overview
10 COMMENTS
  • PH February 13, 2017

    “ኣእምሮ መንእሰይ ዱሑራት ዝጻወትሉስ ንሕና ኣበይ ምስከድና?”
    ኣብ ዓውዲ-ፖለቲካ ኢቲ ዝኸበደት ሑቶ ምኾነት ግን፡ ብሳላ ኢቲ ነቅ ዘይብል ሕድሕዳዊ ቅርበት ኣስላምና ክርስትያና ብዙሓት scarico ድያብሎሳት ስለዝረኣናን ዝሰማዕናን ዘሰክፍ የለን።ጭዋ ባህልና፣መበቆልና፣ሓቦና ከይተረፈ ኢትውንን ሃገር ኣላትናን ፈረቃን።ስለዚ፡ኩቡር ሓው ኣወልኽየር ነታ ሳልሰይቲ scarico ከተውካና ትጽቢተይ ኢዩ።ሹክረን!

    • AHMED SALEH !!! February 13, 2017

      PH
      You read my mind to respond for Awelkheir well articulated message to stinky
      mouth scarico GOHAFAT of our time .
      Doesn’t the voice of justice seekers ring in their ears ? XEMAMAT .
      These idiots attempt to rewrite Eritrean history under our presence shows their
      arrogance . Lately majority of our people started to recognize their fault and to
      identify internal and external enemies inside the country . The innocent young
      generation inherited unjust sociopolitical structure that deprived their right of
      freedom . The price they paid has been a heart breaking memory of our life .
      Evil minded SCARICO can entertain at our unfortunate times of distress but we
      the GOD fearing human beings will stand firm against wrong deeds .

      • PH February 13, 2017

        Ahmed,
        I hope fully want to see the scarico 3 that accommodate the akber of shetaawin Allah weakber!

        • AHMED SALEH !!! February 13, 2017

          PH
          I smell stinky scarico odor . What is going on ?
          I hope they didn’t contaminate your body .

  • Ginda February 13, 2017

    ኣየ “ስካሪኮ AA Hafiz”,

    ኣየ በዓል እራይ ምራይ ብጀካ ብዛዕባ ሃይማኖት እስልምናን ቋንቋ ዓረብን ካልእ ኣርእስቲ የብልኩምን። እዚኣ እያ እታ እንኮ ሕስርቲ ፖለቲካኹም፣ ካልእ የብልኩምን፧
    ብዛዕባ እዞም ሕጂ ሎሚ ብጀሃዳውያን እስላምውያን ዳዕሽ፣ ብፈገረግር ዓረበ ራሻይዳ፣ ብሓኻይም ዓረብ ኩሊቶም ዝምዝሐቑ፣ ዝሕረዱ ዘለዉ፣ ዝዕመጻ ዘለዋ ኤርትራውያን፣ ባሮት ኣስላም ዓረብ ኮይኖም ዝሽየጡ ዘለዉ፣ ኤርትርውያን፤ ቋንቋ ትግረ ዘንድዱ ዘለዉ፣ ግን ተንከስ ኢልካ ደፊርካ ኣይትጽሕፍን ኢኻ። መን እዩ “ዓረብ ኢና ትግርኛ ኣይኮናን”፣ ትማሊ ካብ ሽረ መጺኡ፣ “ዓረብ ኢና፤” ዝብል ዘሎ፧

    • Mesfin February 14, 2017

      Brother/sister Ginda
      Fantastic and very well said indeed, you nailed him perfectly well.
      This is a wishful theatrical show off to fool and corrupt the gullible Eritreans.
      Fake story writers or tellers like AA Hafis should first tell and apologize for their crimes against poor innocent Eritrean peasants, Kunama villages and cattles destroyed and robbed, Eritrean languages burned by their Islamic ELF for no reason but just to become Arabs. They simply can’t and should not be allowed to choose and pick their fancy stories with different lip stick make ups.

      • AHMED SALEH !!! February 14, 2017

        Eventhough nobody can broke words of wisdom but we observe attempts
        to silence voices from holy books with that social revolution for change dies .
        Rebels without a cause verses stability and peace , what a shame !

        ISIS forces + AGAZI forces + TESFAZION ALIKE EVILS = SCARICOS WORLD
        VICTIMIZED MUSLIMS + VICTIMIZED CHRSTIANS = INHUMANE WORLD
        ISIS supporters + AGAZIAN supporters = SATAN WORLD
        TRUTH defenders + NEEDY defenders = ANGEL WORLD
        After final call with ;
        SCARICO + INHUMANITY +SATAN + ANGEL = END OF THE WORLD .
        That means game is over and we will depart from this world empty handed
        the same way we came to life . It is okay enjoy to watch humans sufferings .
        HAHAHA smile my commentator friends . You want curse , go head do it as
        fast as possible before your time arrived . We are close to JUDGEMENT DAY.
        GOD DO NOT TOLERATE UGLY PEOPLE .

  • PH February 14, 2017

    Well said Ahmed, God/Allah is always great! he gives hope on the basis of aspiration. That means, forgive or punish according our deed. The way or the road is clear! i,e, to the scarico or haven /giena.

Post a Reply to PH Cancel Reply