Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

PayPal account for donating towards the success of the Geneva Demo

Here is the PayPal account for donating towards the success of the Geneva Demo: imfierni@gmail.com Geneva Demonstration Task Force

Here is the PayPal account for donating towards the success of the Geneva Demo: imfierni@gmail.com

Geneva Demonstration Task Force

aseye.asena@gmail.com

Review overview
5 COMMENTS
  • senkam August 22, 2018

    ATTENTION ATTENTION ATTENTION

    Your session is invalid or expired. !!!! This is what you get when you try to make donation to this cause.

    Please, get it fixed and post a new advertisement like this one.

  • senkam August 23, 2018

    Aze’a PAY PAL aytserhn eya zela. Bejakum aerywa.
    N’meas dyu eti donation tedelyu ? Bejakum aerywo.

    edil habuna bejakim, gele zgeberna ekua kimeslena keltifkum aerywo.

  • abu sami August 24, 2018

    this pay pal is not working. pls provide us with other account number

  • peace August 24, 2018

    ንሕና ናይ ኢትጵያ ህዝቢ እኳ ካብ ሮዖ ምክዳንን ፍራፍረ ምብላዕን ተላቂቅና ናይ አመራርሐ ለውጢ አምጺእና እንታይ ኮይኑ ናይ ኤርትራ ህዝቢ ንድሕሪት ተመሊሱ ፤ ብፍላይ ድማ ብጣዕሚ ዝገርመኒ እቲ ዋርሳይ ይከአሎ እምቢ ንፍትሒ ህዝቢ ኤርትራ ወገነይ ዘይብል ብሐደ ቋንቋና ብሐደ ጊዜ ፤ እንታይ አፉን አእምርኡን ከምዘምከኖ ንግለይ አይበርሀለይን፤ ናብርኡ አይተመቸዎ ፤ ብሕልፊ እቶም ን30 ዓመታት ንህዝቦም ነጻነት ዝተዋግኡ እንታይ አደንዚዝዎም ፣ ኢሳያስ ባዕሉስ እንታይ አተሀላለኮ ንህዝቡ ዝጠቅም እስካዕ ዝኮነ ነገራት ብይቅርታ ዘይሐልፎም ሞ እታ ሐፍታም ብተፈጥሮ ዝኮነት ኤርትራ ናይ ምዕባለ ሀገር ዘይገብራ ፣ ንሕወሓት ከጥፍእ ክብል ናይባዕሉ ህዝቢ ዘብርስ በየንኡ ቀመር እዩ ፤ እስካብ መዓዝ እዩ ዕሸል ዝነጽፍ ፣ ካብ ትምህርቲን ምርምርን ዝርሕቅ ፣ስለዝኮነ ድማ ኢሱ ካብ ክፍአት ተላቂቁ ከም ትክክኛ ሰብ ሚዛናዊ አተሓሳስባ ዝሰብክ፣ ሰላም ንኩሉ እዩ ዝጠቅም ናብ ነብስካ ተመለስ ፤ ዝተፈለየ ሓሳብ ዘንጸባረቁ ሰባት ቀቢርካ ወርቂ ስለዘውጻእካ ትርጉም የብሉን ፣ኒውተን 3ርድ ለው ተዓዘብ ፣ ንስካ ዘጥቃዕካ መሲሉካ ንአካ ወይም ዓሌትካ ምጥቅዖም አይቀርን ፣ ደቂሰባት ስለሀገሮም ቀጻሊ ዕድላት ስለዝተዛረቡ ግፍዓዊ ጥቅዓት ምፍጻም ብጭራሽ ጌጋ እዩ ፤ ንማንም አይጠቀምን እዩ፡፡ ንቀጻሊ እቶም አብ ስልጣን ዘለው አረግቶትና ስለህዝቦም ግድ ዘይብሎም ሐለፍቲ ብጡረታ ክግለሉን በሌላ ስራሕ ተጨማሪ ገቢ ሀግንይሉ (ጡረተኦም ስለዘይአክሎምን human being ስለዝኮኑ ) ብምግባር ብሐደሽቲ ብቁዓት አመራርሓታት ክትክኡ አለወም ፤ ራዲካል ናይ ህግን ፍትሕን ይቅርታን ዕድል ክፍጠር አለዎ ምክንያቱም ኢሳያስን መሰሉን ከም ኢትዮጵያ ሰላማዊ ናይ ስልጣን ምትዕርራይ ክግበር አለዎ ወይም ብምምንዛዕ እንድሕር ኢልና ምናልባሽ እታ ዓዲ ብጣዕሚ ተደላይት ሀገር ስለዝኮነት ብምዕራባውያንን ካልኦትን ናብ አሸበርትን መዕነውትን ከይትቅየር ከቢድ ጥንቃቀ ዘድሊ ምኳኑ ድማ ኩሉ ህብረተሰብን ተቃዎምትን ከስተውዕልሉ አለዎም ፡፡
    ልቢ ይበልና ሰላምን ፍትሕን ንኩሉ

  • Feseha August 27, 2018

    Please fix this Pay Pal link. It is not working.

Post a Reply to peace Cancel Reply