Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣያ ‘ዶ ብ ዋያ!

ሓደራ ግን ክንዲ ‘ምባ
ን “ዋያ ከይትህባ! ”
ከም መርዓት ሓብሕባ
ከይጎድላ ዓጅባ
‘ዛ ብርቂ ዕምባባ
ሓንሳብ’ ተሓሪራ
ጋዶ’ዩ ምርካባ፡

ሓደራ ግን ክንዲ ‘ምባ
ን “ዋያ ከይትህባ! ”
ከም መርዓት ሓብሕባ
ከይጎድላ ዓጅባ
‘ዛ ብርቂ ዕምባባ
ሓንሳብ’ ተሓሪራ
ጋዶ’ዩ ምርካባ፡

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT