Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣወሃሃዲት ሽማግለ ተቓወምቲ ሓይልታትን በርጌሳዊ ማሕበርን ኣብ ዓባይ-ብሪጣንያ ቆይማ

ኣብ ዓባይ-ብሪጣንያ ዝመደበሮም ዝተፈላለዮ ኤርትራውያን ተቓወምቲ ሓይልታትን በርጌሳዊ ማሕበርን ካብ ዕለት 02 ሕዳር 2007 ዓ.ም ጀሚሮም ከካይድዎ ዝጸንሑ ንናይ ሓባር ስራሕ ዝምልከት ዘተታት ብምቕጻል ኣብ’ዚ ዝሓለፈ ሰሙን ዕለት 05 ጥሪ 2008 ዓ.ም ሓሙሽተ ፈጻሚት ኣካል ዘለዋ ባይቶ ብምቛም ከስርሖም ዝኽእል ውሽጣዊ ሕጊ ኣጽዲቖም።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT