Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣስተውዕሉ፡ ነስተውዕል!!!

            ህግደፍ፡ ንደቅና ሕሉፍ ጸጋማዊ(ኮሚኒስታዊ) ስነሓሳብ ከስርጸሎም ህርድግ ይብል ከምዘሎ ነስተውዕል!!! (ሓፍ ኣቢሎሞ ዘለዉ ኣእዳዎም ንተዓዘብ።) ኣብ’ዚ እዋን እዚ፡ ዲክታቶርያዊ ስርዓት ኢሰያስ፡ ንጸረርታ ናይቲ ጀመርቱ እኳ ከምዘይጠቕሞም ፈሊጦም ዝረጥረጥዎ ማርክሳዊ ፍልስፍና ዘቋላምጸሉ ዘሎ ምኽንያት፡ ንሃገርናን ንህዝብናን

Ypfdj

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

ህግደፍ፡ ንደቅና ሕሉፍ ጸጋማዊ(ኮሚኒስታዊ) ስነሓሳብ ከስርጸሎም ህርድግ ይብል ከምዘሎ ነስተውዕል!!! (ሓፍ ኣቢሎሞ ዘለዉ ኣእዳዎም ንተዓዘብ።) ኣብ’ዚ እዋን እዚ፡ ዲክታቶርያዊ ስርዓት ኢሰያስ፡ ንጸረርታ ናይቲ ጀመርቱ እኳ ከምዘይጠቕሞም ፈሊጦም ዝረጥረጥዎ ማርክሳዊ ፍልስፍና ዘቋላምጸሉ ዘሎ ምኽንያት፡ ንሃገርናን ንህዝብናን ስለዘርብሕ ዘይኮነስ፡ ካብቲ ስግንጢርን ዓንቅን ባህርያቱ ተበጊሱ ምዃኑ ንገንዘብ!!!

ንደቅና፡ ካብ ኣፍ እዚ ቈልዑኹም ኣምጽኡለይ እናበለ ዝበልዕ ድራጎን ነድሕኖም!

ግዱስ ካብ ጀርመን

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT