Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ብመንግስቲ ህግደፍ ተገዚኣ ዝተባህለላ “ሓራት’’ ዝተሰመየት ናይ ገያሾ መርከብ፡ ሽታ ማይ ኮይና።

harat

እታ ቅድሚ ሰለስተ ዓመታት ኣብ ወርሒ ለካቲት 2006 ናብ ባጽዕ መጺኣ ብፕረሲደንት ኢሰያስ ዝተመረቐት፡ 350 መደቀሲ ክፍልታት ዘለዋ፤ኣብ ሓደ እዋን 2800 ገያሾ ከተእንግድ እትኽእል፤ኣብ ዝባና እውን ሄሊኮፕተር እተዕልብ ምዃና ዝተነግረላ ናይ መጓዕዝያ መርከብ፡ ዋላ እኳ ዞባዊ መገሻታት ናብ ሃገራት ማእከላይ ምብራቕ፡ ሃገራዊ መገሻታት ድማ ናብ ዓሰብ ክትገብር ምዃናን፡ ስርሓ ካብ ጂዳ ናብ ባጽዕ ብእትገብሮ ጉዕዞ ከምትፍልሞን ተሓቢሩ እንተነበረ፡ ብኣግኡ ከምዝተሰወረት ምንጪታት ውሽጢ ኣረጋጊጾም።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT