Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኣብቲ ፕረዚደንት በሽር ኣስመራ ዝበጽሓሉ መዓልቲ፡ ኩሎም ተማሃሮ ስነስርዓት ኣቀባብላኡ ንምድማቕ ካብ ትምህርቲ ቦዅሮም ከምዝወዓሉ ተፈሊጡ።

ኣብቲ ፕረዚደንት በሽር ኣስመራ ዝበጽሓሉ መዓልቲ፡ ማለት ሰኑይ 23 መጋቢት ኩሎም ተማሃሮ ካልኣይ ደረጃ ኣስመራ ትምህርቶም ኣቋሪጾም፡ ስነስርዓት ኣቀባብላ በሽር ንምድማቕ፡ ተገዲዶም፡ ጸሓይ ቀራዕ ክብሉ ከምዝወዓሉ ምንጭታትና ካብ ኣስመራ ሓቢሮም።

ኣብቲ ፕረዚደንት በሽር ኣስመራ ዝበጽሓሉ መዓልቲ፡ ማለት ሰኑይ 23 መጋቢት ኩሎም ተማሃሮ ካልኣይ ደረጃ ኣስመራ ትምህርቶም ኣቋሪጾም፡ ስነስርዓት ኣቀባብላ በሽር ንምድማቕ፡ ተገዲዶም፡ ጸሓይ ቀራዕ ክብሉ ከምዝወዓሉ ምንጭታትና ካብ ኣስመራ ሓቢሮም።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT