Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ልኡኽ ዓቃብ ሰላም ካብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ክወጽእ ብውድብ ሕቡራት ሃገራት ተኣዚዙ።

ባይቶ ጸጥታ ተልእኾ ዓቃብ ሰላም ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ከብቅዕ ትማሊ ውሳኔ ድሕሪ
ምውሳዱ፡ እቲ ውድብ ነቲ ናይ ምውጻእ ውሳኔ ሎሚ ሓሙስ ከተግብሮ ከምዝጀመረ ዝተፈላለዩ ማዕከናት ዜና ሓቢሮም።

aseye.asena@gmail.com

Review overview
NO COMMENTS

POST A COMMENT