Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

aseye.asena@gmail.com

Review overview
5 COMMENTS
  • k.tewolde April 30, 2016

    Ahhh! I miss my moms DULOT. RUHUS BAAL FASIKA folks!

  • Mokie April 30, 2016

    Happy Easter to all of you.

    Next year in free Eritrea without Hidgdef and Iseyas.

    My God bless you and Eritrea.

  • Berhe Tensea May 1, 2016

    Ruhus Awdaamet to every one and the suffering people. I hope the next Fasika will be celebrated with out the worst enemy of the people.
    Happy Fasika to Amanuel and his family, Assena visitors, and the rest of Deleyti Fithi.

  • ዛኣምን May 1, 2016

    ሰላም ረድዮ ኣሰና ።

    ኩሉኩም ኣመንንቲ ክርስትና እንካዕ ናብዚ ኩቡር ባዓል ፋሲካ ኣብጽሓኩም ኣብጽሓና ። እንካዕ ናዚ ኩቡር ባዓል ጸመ ልጋምና ትከፍትሉ ወይ ንከፍትሉ ብሰላም ኣብጽሓና ።

    ኣሞ ኣመንቲ ህዝቢ ክርስትያ በዘ ኣጋታሚ ንውጹዕ ህዝብና ዝወርዶ ዘሎ ጸገም ተረዲኢና ኣብ ውጽዕ ህዝብና ደው ክንብል ግቡእና ስለዝኮነ ። ብዘይ ውልውል ግዝየን እዋንን የገድደና ኣሎ ጽባሕ የርክበሉ ዝባሃል እዋን ኣይኮነን ። ምክንያቱ ህዝብን ሃገርን ኢና ንከስር ዘለና ብሓቂ ። ጽባሕ ተጣዒስካ ዘይምለስ ክሳራ ምናልባት ሰብ ረብሓ ክትህልዉ ትክእሉ ትከኑ ። ኣብ ሃገር ብዘይ ግዛተ ሕጊ ዝኮነ ይኩን ስራሕ ይኩን ምንባር ከንቱ ኢዩ ። ኩሉ ተደማሚሩ ድማ ኣብ ግብ ዝበለ ሓሸውየ አዩ ዘእትወካ የሕዋት ።

    ዋዓል ሕደር ዘየድልዮ ጸገም ሃገርና ተረዲኢና ኣብ ምፍታሕ ሽግር ህዝብና ደው ንበል ።

    ዓወት ንውጽዕ ህዝቢ ኤርትራ ።
    ዛ.የ

  • Adecolom May 1, 2016

    ንኹሎም ኤርትራውያ ሕዝበይ ኣብውሽጢ ዓድን ኣብ ደገን ዘለኹም
    ሰላም፣ ፍቕሪ፣ ቕሳነት፣ ተስፋ፣ ሓድነት ዝምል`ኦ
    ርሑስ በዓል ፋሲካ፣ ርሑስ ኣውደኣመት ይግበረልና!
    Happy Easter to all my Eritrean People, Love you ALL!

    Adecolom!

Post a Reply to Mokie Cancel Reply