Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

  ብምኽንያት በዓል መበል 55 ዓመት ንዝኽሪ ባሕቲ መስከረም 1961 ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ብሓባር ንምብዓል ፡ ኣብ ሎንዶን ንርከብ ኣባላት ተቓወምቲ ውድባትን ሲቪካዊ ማሕበራትን ሰፊሕ ምሸታዊ መደብ ኣዳሊና ስለዘሎና ኩሉኹም ደለይቲ ፍትሒ ኣብዚ ታሪኻዊ ዕለት ምሳና ሓቢርኩም ከተምስዩ ብኣክብሮት ንዕድመኩም፡ ዝካየደሉ ዕለት፡ ሰንበት - 11/09/2016 ዝካየደሉ

READ MORE

  ኸበርኩምን ዝኸበርክንን ኤርትራውያን ኣሕዋትና፥   ኮሚቴ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ፡ ከምቲ ኣብ ዝሓለፈ ሕዝባዊ ኣኼባና ዝገለጽናዮን፡ ብሕዝቢ ዝተመረቐልናን መሰረት፣  ኣብ ብዙሓት ዓብይቲ ከተማታት ዓባይ ብሪጣንያ ዑደት ፈጺምና።  ኣብተን ኤርትራውያን ኣሕዋትና ብብዝሒ ዝርከቡለን ከተማታት ሕዝባዊ ኣኼባታት ብምክያድ፡ ነቲ ኮሚቴ ሓድነት ኤርትራውያን ዘቕረበቶ እማመ ናብ ኣኼበኛታት ኣቕሪብና፡ ተመያዪጥና፥ ኮሚቴታት እውን

READ MORE

እዚ ኣብ ኒው-ዮርክ ዝግበር ሰላማዊ ሰልፊ “ህዝቢ ብህዝቢ” ዝዓላማኡ እትመርሕ ትሽዓተ ዝኣባላታ ንሰሜን ኣሜሪካ እትውክል፡ ኣሰናዳዊ ሽማግለ ተመሪጻ ኣላ። ዓላማኣ ጸገምን፡ ሽግርን፡ መከራን፡ ሃገርና፡ እትገልጽ፡ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ልዕሊ ህዝብና ንዝወርድ፡ ዘሎብሰበ ስልጣን ኤርትራ! ነቲ ብመርማሪት ኮምሽን፡ ዝቐረበ ጸብጻብ፡ ደገፋ፡ ንመራሕቲ ዓለም፡ ኣብ ዝተኣከብሉ፡

READ MORE

ዝኸበርኩም ደለይቲ ፍትሒ ኤርትራውያን፣ ተመዲቡ ዘሎ ምቍራጽ ፈነወ ኣሰና ኣብ መወዳእታ ወርሒ ሚያዝያ ቅቡል ከምዘይኮነ ብዝተፈላለየ መንገዲ እትልእኩልና ዘለኹም ስንባደን ቁጥዐን ዝተሓወሶ ተደጋጋሚ ምሕጽንታ ይበጽሓና ኣሎ። ንሕና ከም ኣሰና ‘ውን ተገዲድና ደኣምበር፣ ብሕልፊ ኣብዚ ዝያዳ ጽዓትን ቃልስን ዝሓትት ፍሉይ ሃገራዊ መድረኽ፣ ነቲ ድምጺ ዕቡሳት ዝኾነ

READ MORE

ዕድመ ንኩሉ ኤርትራዊ ደላይ ሰላምን ፍቅርን ዓመታዊ ንግደት ደዓሪ ንቀዳም ሰነ ዕለት 04, 2016 ከነውዕሎ ተቀሪብና ኣሎና። ኩሉ ኤርትራዊ ደለይቲ ሰላምን ፍቅርን ምሳና ሓቢርኩም ንክትጽልዩን ብሓጎስ ንክትውዕሉን ንዕድመኩም።  ጸሎት ምህለላ ማርያም ዝጅምረሉ ግዜ ስዓት 12  ፋዱስ ኢዩ። ብደሓን ምጹ! ANNUAL PILGRIMAGE OF MARIAM DAARI IN THE BAY AREA! ALL

READ MORE

CandleConcerned Eritreans in Vancouver, Canada are planning to remember those brothers and sisters who died in the Mediterranean sea by holding a candle night on April 30, 2011 at 4 PM.  Place, at hum park New Westminster. All Eritreans in Vancouver and surrounding area are invited to join the event.

TorontoPeople’s Committee of the National Congress along with other concerned citizens and organizations in Toronto call for a Demonstration to all Eritreans who believe in Human Right, Justice and Democracy To come out and stand for our People!