‘ተመን ምእንቲ ከብዱ ይኸይድ ብኸብዱ’፡ ጭፍራታት ህግደፍ ኣብ ቶሮንቶን መናውራታቶምን October 21, 2011 2:48 pmEritrea ትግርኛ ጸሊም መዝገብ ፖለቲካassenna220 SHARE [embed]http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2011/10/Wytotat_Toronto.pdf[/embed] READ MORE
ጸሊም መዝገብ ሃሱሳት ህግደፍ ይገንጸል April 14, 2011 9:11 pmጸሊም መዝገብassenna00 SHARE ስርዓት ህግደፍ ሓድሽ ውደባ ስለያ ወጻኢ ከካይድ ጀሚሩ። ስርዓት ህግደፍ፡ ኣብ ወጻኢ ሃገራት ሃሱሳት ወዲቡ ንኤርትራውያን ዝስልየሉ መርበባት፡ “ጸሊም ማሕደር ሃሱሳት ህግደፍ ይገንጸል” ብዝብል ዜናዊ መኸተ ኣሰናን ተሓባበርታን ክቃላዕ ድሕሪ ምጅማሩ፡ ስለያዊ መርበባቱ ዳግም ክውድብን ክጽግንን ከምዝጀመረ ምንጭታት ኣሰና ሓቢሮም። Continue reading POST TAGS: ሃሱሳትህግደፍመዝገብይገንጸልጸሊም
ስርዓት ህግደፍ፡ ኣብ ሰሜን ኣመሪካ፡ ላስ ቬጋስ ከም ሰለይቲ ዘዋፈሮም ሃሱሳት ተቓሊዖም። January 24, 2011 2:54 amጸሊም መዝገብassenna00 SHARE ብህዝቢ ኤርትራ ተኻዒቡን ተነጺሉን ዘሎ ዲክታተርያዊ ስርዓት ህግደፍ፡ ነቲ እምነት ኣጥፊኡ መመሊሱ እናረሓቖ ዝኸይድ ዘሎ ኣብ ወጻኢ ዝነበር ስደተኛ ህዝብና ብስዉር ንምቍጽጻር ኣብ ዝዘርግሖ ስለያዊ መርበብ ናይ ዝነጥፉ ኣብ ሰሜን ኣመሪካ፡ ላስ ቬጋስ ዝርከቡ ሃሱሳት ኣስማት ተቓሊዑ። Continue reading POST TAGS: ሃሱሳትህግደፍ፡ላስሰለይቲሰሜንስርዓትቬጋስተቓሊዖም።ኣመሪካ፡ኣብከምዘዋፈሮም
ጸሊም መዝገብ ወይጦታት ህግደፍ ይገንጸል – 4ይ ክፋል December 8, 2010 2:54 amጸሊም መዝገብassenna00 SHARE ኣብቲ ዝሓለፈ 3 (ሰለስተ) ተኽታታሊ መደባት ‘ጸሊም መዝገብ ወጦታት ህግደፍ’፡ ኣብ ኦክላንድ ዝምቕማጡ ዕሉል ሃሱስ ህግደፍ፡ ምኪኤል ተስፋጽዮን (ኣፍዑት)፡ Continue reading POST TAGS: 4ይህግደፍመዝገብክፋልወይጦታትይገንጸልጸሊም
ጸሊም መዝገብ ወይጦታት ስርዓት ህግደፍ ይገንጸል ! 3ይ ጸብጻብ November 28, 2010 5:25 pmጸሊም መዝገብassenna00 SHARE ጸሊም መዝገብ ወይጦታት ስርዓት ህግደፍ ይገንጸል ! 3ይ ጸብጻብ Continue reading POST TAGS: 3ይህግደፍመዝገብስርዓትወይጦታትይገንጸልጸሊምጸብጻብ
ጸሊም-መዝገብ ሃሱሳትን ወይጦታትን ህግደፍ ይገንጸል ! November 26, 2010 5:08 amጸሊም መዝገብassenna00 SHARE ጸሊም-መዝገብ ሃሱሳትን ወይጦታትን ህግደፍ ይገንጸል ! Continue reading POST TAGS: ሃሱሳትንህግደፍመዝገብወይጦታትንይገንጸልጸሊም
እቲ ብህዝቢ እናተነጸለ ዝኸይድ ዘሎ ስርዓት ህግደፍ ኣብ ወጻኢ ንዝነብር ህዝብና ብስዉር ንምቍጽጻር ስፊሕ ስለያዊ መርበብ ዘርጊሑ ከምዘሎ ተፈሊጡ። – 1ይ ጸብጻብ November 25, 2010 3:01 amጸሊም መዝገብassenna00 SHARE ብህዝቢ ኤርትራ ተኻዒቡን ተነጺሉን ዘሎ ዲክታተርያዊ ስርዓት ህግደፍ፡ ነቲ እምነት ኣጥፊኡ መመሊሱ እናረሓቖ ዝኸይድ ዘሎ ኣብ ወጻኢ ዝነበር ስደተኛ ህዝብና ብስዉር ንምቍጽጻር፡ ስፊሕ ስለያዊ መርበብ ዘርጊሑ ከምዘሎ እሙናት ምንጭታት ሓቢሮም። Continue reading POST TAGS: ህዝብናህግደፍመርበብስለያዊስርዓትስፊሕብህዝቢብስዉርተፈሊጡ።ንምቍጽጻርንዝነብርኣብእቲእናተነጸለከምዘሎወጻኢዘሎዘርጊሑዝኸይድ