ህዝቢ ኤርትራ ንዓመታት ኣንጻር ገዛእቲ ሓይልታት ኣብ ዝገበሮ ሓያል መኸተ ኣእላፍ መስተንክራትን ጅግንነትን እንክፍጽም ማዕረ ምዕረኡ ድማ ብዙሓት ኣሰቀቕቲ ጸለምቲ ውዕሎታት ዊዒሉ እዩ።
ህዝቢ ኤርትራ ንዓመታት ኣንጻር ገዛእቲ ሓይልታት ኣብ ዝገበሮ ሓያል መኸተ ኣእላፍ መስተንክራትን ጅግንነትን እንክፍጽም ማዕረ ምዕረኡ ድማ ብዙሓት ኣሰቀቕቲ ጸለምቲ ውዕሎታት ዊዒሉ እዩ።
ደገፍቲ ስርዓት ህግደፍ ዝኾኑ ኤርትራውያን፡ ንመሰጋገሪ መንግስቲ ሶማል ዝቃወሙ ሶማላውያን፡ ከምኡ ‘ውን ኣባላት ቅንጅትን ግንባር ሓርነት ኡጋዴንን ዝርከቡዎም ሰልፈኛታት ነቲ ባይቶ ጸጥታ ኣብ ልዕሊ ስርዓት ህግደፍ ዝበየኖ እገዳ ብምቅዋም ብ22 ለካቲት ኣብ ጀኔቫ ስዊዘርላንድ ተሰሊፎም ውዒሎም።
ኣልማዝ፡ (ምዕጉርታ ብንብዓት ጠልቅዩ፡ ንዘረባ ‘ውን ሓይሊ ስኢና)፡ ‘ ይኣክል በጃኻ ኤፍሬም ሓወይ! (ትብል ብድኹም ድምጺ)
ኤፍሬም፡ ናተይስ ድኻ መውጋእቲ እያ፡ ታሪኽ የብላን። ድሕሪ ኩነታት እንዳ ቐረምና ከለና እንዳኣላ ሓንቲ ኣብ ኣፍ ሞት ዝነበረት ዘማች መንሺራ ገዲፋትኒ፡
ኤፍሬም፡ (ንበይኑ የስተንትን) ብናይ ገዛእ-ነብሰይ ንእስነትን ከርተትን ደንጊጸ ኣይፈልጥን ‘የ ‘ሞ፡ ነዞም ዕሸላት እዚኣቶምስ ‘ባ እዛ መሬት ልቢ የዕብያ ንናጽነት ዓቝራቶም ትህሉ! ኣብ ክንዲ ዶክተር፡ መምህር ሲ፡ ካን ክሳብ ሕጂ “ተጋዳላይ” ጥራይ ኮይኑ ‘ቲ ሞያ።
“ እዞም ንኣእሙሮ ንእስነተይ ሓቅን ቅንዕናን፡ ተወፋይነትን ጅግንነትን ዘዕጠቑዎ ብጾት፡ ከመይ ኢሎም ዝናርካ ፍታሕ ይብሉኒ ኣለዉ? ኣነ ክውዛዕ፡ ክጋደል፡ ኣብ ልዕሊ መሬት ይኹን ትሕቲ መሬት ብጻይ ተጋዳላይ ኮይነ ቅያ ክሰርሕ ‘ምበር፡ ከመይ ኢለ ኣብ ቤት ትምህርቲ ዛንታ ተጋዳላይ ከድንቕ እነብር…! መልክዐይ መስዋእቲ፡ መስትያተይ ታሪኽ እዩ። ጽባቐይ ከኣ ካልኦት ‘ምበር ኣነ ክርእዮ ህርፋን የብለይን!”
ኤፍሬም፡ (ሃንደበት ስምብድ ኢሉ ሰገጥ ይብል። ክልቲኡ ኣእዳዉ ንድሕሪት ናብኣቶም ዘርጊሑ) እስከ፡ እስከ ኩሎኹም በጥ በሉ (ኢሉ የብሩኽ።) እዚኣ ደኣ ባንዴራ ኢትዮጵያ እንድያ! (ፍርሕን ስምባደን ሕርቃንን ተሓዋዊሱዎ) እቲ ኣብ ኩሎም ተዋህሊሉ ዝጸንሀ ተስፋ ብኡ ንብኡ ክበንን ይረአ።
ኣሕመድ፡ ሕጂ ሞ ናበይ ‘ዩ ክምለስ ኤፍሬም፡ ብቕድሚት ምድረበዳ ብድሕሪት ምድረበዳ
ወዲ መሓመድ ኣብ ልዕሊ ‘ቲ ተሓቢኦምሉ ዘለዉ ከውሒ ኮይኑ፡ ሃንደበት ስምብድ ኢሉ፡ “ እስከ እስከ ወዲ ሕድሩ ጢን በል ደረባ ይሰሚዐይ” ብየማናይ ኢዱ ንወዲ ሕድሩ እናተንከፈ በቲ ሓደ ጉምቦ ኢዱ ኣእዛኑ ደጊፉ ዝያዳ ንኽሰምዕ ጽን ይብል።
ርግኣት፡- ስማዕ ስከ ኣንታ ኣለም ንዓይ ኳ ጉዳይ በዓል ኤፍሬም ጽውጽዋይ ኢዩ ኮይኑኒ ብሓቂ ከዲዖም ማለት ዲዩ?
ኤፍሬም፡
ክዳውንተይ ከሪጺት ፊኖ
መዓስከረይ መሬት ልማኖ፡
ኣነ ብጸሓይ ነብሰይ መጊጉ፡
መተዓብይተይ ይረጋረጉ
ቶኽሲ ሰሚዐ ከሊኡኒ ድቃስ
ዕርዲ ጀጋኑ ናይ ሜዳ ንፋስ
ምስ መን ኮን ኣላ ‘ታ ካላሽነይ
ክንዲ ዝዓትራ ተኣሲረ ኢደይ፡…….
ሚርያም፡ ኣየ ገባር፡ ናጽነት ኮ ናይ መግዛእቲ መወዳእታ ምበር ናይ ቃልሲ መወዳእታ ኣይኮነትን። ከምዚ ሕጂ ናጽነት ዝናር ዝዓጠቑ ተጋደልቲ ዘድልዩዋ፡ ሽዑ ኸኣ፡ ምበር ምእንቲ ምዕባለ ኣእምሮኦም ፈልጠት ዝዓጠቐ ሃነጽቲ ከድልዩዋ ኢዮም ‘ዛ ሃገር።
ኤፍሬም፡- ደሓን ግን ፊተ-ዓይነይ፡ ካብዛ ማእሰርቲ ጥራይ ንፈታሕ እምበር፡ ግርም ምኽሪ መኪረ ኣለኹ። ወዲ መሓመድ ኢደይ እንተኣሰረ ኣእምሮይ ኣይተኣሰረን።
ኣልማዝ፡- መሰለ፡ ልብኻ ዝደልዮ ካልእ ኣፍካ ዝብሎ ካልእ፡ እንታይ ገደሰካ ብልብኻ እናፈተኻ ብኣፍካ ትጸልእ ወደይ፡ ኣብታ ናይ ጸልማት ጉጅምጅም ስ ባ ኸኣ ንስኻ ትገድድ። መኪና ሻዕቢያ! ።
ኤፍሬም ፡ ኣብ ጥራዝ ዘይኮነ፡ ኣብ ሜዳ “ብጾት ተጋደልቲ” ክንከውን ንደሊ ‘ለና። ንሕና ኢና ብጾት ተጋደልቲ! (ይብል ብነድርን ዓውታን)
መበል 15 ትርኢት
ኤፍሬም፡- “እምባእ! እዚ ኮ ርኡይ ኣንጻርነት ኢዩ” (ናብ መታርፍቱ ኣሕመድ ቁሊሕ ኢሉ) ዓይኒ ንዓይኒ ኣድልዎ ! ኣሕ! (ነቲ ኩነታት ፍጹም ምእማን ይስእኖ፡ ሕርቃን ኣብ ገጹ እናተነበ ይፍክር፡ ኣስናኑ ይሕርቅም።) ደሓን ክንረአአ ኢና ናይ ኣንጻርነት ሲ (ርእሱ ይንቕንቕ።)
መነን፡- ልብኺ ፍርቀ-ፍርቂ ኮይኑ ደኣ ኣየስተብሃልክን ምበር ዘይኩልና ካብ ሓደ ተኽሊ ኢና ሰሊዕናዮ። ውልዶ ዘይትሰልዒ ዝነበርኪ፡ እንኪ’ስኪ ካብዚ ናተይ፡ (ሰው ተብለላ)
ኤፍሬም፡- ያ ወዲ መሓመድ ያኣኸ፡ ጸላኢ ሳሕል በጺሑ፡ ንሕና ድማ ኣብ ክንዲ ሻምብቆ ብረት ዝነቐጸ ተኽሊ ሻምብቆ ሒዝና ንሃድም ኣለና። (….ኣብ ጎኑ ዝነበረ ጥማር ሻምብቆ እናጠፍጠፈ።) ምሽ ተጋዳላይ ይሃጅም ምበር ኣይሃድምን ኢኻ ትብለና።….. (ሰናይ ንባብ)
ኤፍሬም፡- ያ ወዲ መሓመድ ያኣኸ፡ ጸላኢ ሳሕል በጺሑ፡ ንሕና ድማ ኣብ ክንዲ ሻምብቆ ብረት ዝነቐጸ ተኽሊ ሻምብቆ ሒዝና ንሃድም ኣለና። (….ኣብ ጎኑ ዝነበረ ጥማር ሻምብቆ እናጠፍጠፈ።) ምሽ ተጋዳላይ ይሃጅም ምበር ኣይሃድምን ኢኻ ትብለና። (ንድር ኢሉ ይዛረብ)
7ይ ትርኢት፡ (ተዘክሮኣዊ ትርኢት/ ፍላሽ ባክ) ጉዕዞ ምዝላቕ (1978)

..ኤረየ ንዒ’ንዶ ተሎ ኤሬየ ኩሕሎ፡ ኤሬየ ንዒ’ንዶ ተሎ ኤሬና ቦኽሪ ገዛና…” ሰናይ ንባብ
ኪዳን ምስ መን? – ኣብ ሓቀኛ ታሪኻዊ ፍጻሜታት ዝተመርኮሰት ንፊልም ተባሂላ ዝተነድፈት ዛንታ እያ። ግዜ ተሓባቢሩዋ ፊልም ምዃን ክሳብ ዝሰምረላ ግን እንሀትልኩም። በብትርኢት ተኸፋፊላ ክትቀርብ እያ። ንመዘከርታ ተባሂሉ፡ ኣስማት ጠባያታ ኣብ ሓርነታዊ ቃልሲ ናይ ዝተሰውኡ ብጾት ኣስማት እዩ። ሰናይ ንባብ።
ኪዳን ምስ መን? – ኣብ ሓቀኛ ታሪኻዊ ፍጻሜታት ዝተመርኮሰት ንፊልም ተባሂላ ብ ኣማኑኤል ኢያሱ ብ2001 ዝተነድፈት ዛንታ እያ። ግዜ ተሓባቢሩዋ ፊልም ምዃን ክሳብ ዝሰምረላ ግን እንሀትልኩም። በብትርኢት ተኸፋፊላ ክትቀርብ እያ። ንመዘከርታ ተባሂሉ፡ ኣስማት ጠባያታ ኣብ ሓርነታዊ ቃልሲ ናይ ዝተሰውኡ ብጾት ኣስማት እዩ። ሰናይ ንባብ።