Eritrean festival in London 23rd Aug 2008
Eritrean festival in London 23rd Aug 2008
Eritrean festival in London 23rd Aug 2008
"ፈስቲቫል ሰላም" ለንደን ብስእሊ ንምርእይ ኣብዚ ጠውቑ
ኣብ ዓባይ-ብሪጣንያ ዝመደበሮም ተቓወምቲ ውድባትን ሲቪካውያን ማሕበራትን፡ ብምኽንያት ባሕቲ መስከረም ምጅማር ሓርነታዊ ቓልሲ ኤርትራ (ባሕቲ መስከረም) ኣብ ሓደ ኣዳራሽ ዝወደቡዎ “ፈስቲቫል ሰላም”፡ ንሃገራዊ ናይ ቃልስን ሓርነትን መንፈስ ብዘለዓዕል ፍሉይን ምዕሩግን ኣገባብ ትማሊ 23 ነሓሰ ኣብ ለንደን ብዓወት ተኻይዱ።
ኣባላት ዝተፈላለያ ውድባት ኣብ ኤርትራዊ ዲሞክራሲያዊ ኪዳን ዘለዉ ብተደጋጋሚ ኣኬባታት ብምክያድ ህልዊ ኩነታቱ ብምግምጋምን ውሳነታት ለበዋታትን ኣሕሊፉ።
ጨንፈር ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ኪዳን ኣብ ኣትላንታ ቖይሙ።
ከምዚ መመሊስኩም ከም ከብቲ መጉስዕ ትመልሱ ምኳንኩም እንተንፈልጥ፡ ሳላ ሕሉፍ ታሪኽኩም፡ ብህዝቢ ኤርትራን፡
ኩሎም ሓርበኛታትን “ ዕሉላት “ ስለዝኾንኩም፡ ስምኩም ምጥቃስ፡ ብርግጽ መርብሓና እምበር፡ ኣይምኸሰርናሉን፡ ግን
ብስም ኣቦ መንበርኩም ክንሰምየኩም፡ ውርዙው ጌርና ስለዝረአናዮ ኢዩ።
ብዲሞክራውያዊ ማሕበር መንእሰይ ኤርትራ ናይ ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ጨንፈር ጀርመን ብምትሕብባር ጨናፍር ውድብ ግ.ሃ.ድኤ ዞባ ኤውሮጳ ዝተዳለወ ሰፊሕ በዓል ኤርትራ (ፈስቲቫል ካስል) ካብ ዕለት 31/7 ክሳብ ዕለት 03/08/2008 ኣብ ከተማ ካስል ሃገረ ጀርመን ተኻይዱ ;
ብምኽንያት ባሕቲ መስከረም ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ መበገሲ ዝገበረ ፌስቲቫል ንሰላም ኣብ ዓባይ-ብሪጣንያ ንዕለት 23 ነሓሰ 2008 ዓ-ም ተዳሊዩ ከም ዘሎ ንኹሉ ደላዪ ፍትሒ ሃገራዊ ክንሕብር ንፈትው።
ተኣምራት ጸጋይ ዝተባህለ ወዲ 12 ዓመት ወደይ ሃለዋቱን ዝፈልጥ ሰብ እንተሎ ናብ መርበብ ሓበሬታ ኣሰና (aseye@asena-online.com) ክሕብረለይ ብትሕትና እሓትት።
ኦ! ህዝቢ ኤርትራ ነበርቲ ኣብ ዓባይ-ብሪጣንያ። ኩላትና ከም እንዝክሮ ኤርትራ ሃገርና ድሕሪ ናይ ሓደ ዘመን
መሪር መግዛእቲ ብመስዋእቲ ዓሰርተታት ኣሽሓት ብሉጻት ደቃ መሬታዊ ናጽነት ኣብ 1991 ተረጋጊጹ’ዩ።
እቲ ንሰልፊ ዴሞክራሲ ኤርትራ ብዝምልከት እንዝርግሖ ዜናታት ምድንጋር ክፈጥረልኩም ብምጽንሑ ይቕሬታ ንሓትት።
ካብ ህጹጽ ጉባኤ ናይ መስከረም 2007 ንነጀው ዝቐረቡ ጸብጻብ ስርሓትን ቁጠባዊ ትሕዝቶ ሰልፍን ብጉባኤ ምስጸደቐ፡ ጉባኤ ኣብ`ዞም ዝስዕቡ ሰነዳት ሰለፊ ምምሕያሽ ጌሩ።
ንስዋኣትናን ብሂወት ንዘለናን ወኪሎም ኣብነት ኮይኖሙና ዘለዉ ብስም 3ይ ጉባኤ ክብርን ሞጎስን ይብጽሓዮም።
ትዕዝብቲ ኣብቲ ሎሚ ምሸት “ፕረዚደንት” ምስ ‘ቲቢ-ኤረ’ ዝገበሮ ቃለ-መጠየቕ
ዓሚ ሕዳር ኣብ ልዕሊ ሮቤል ተወልደ ዝተባህለ ኣብ ለንደን ዓዲ እንግሊዝ ዝምቕማጡ ኤርትራዊ ተማሃራይ ዝተኸሰ ጀርመይን ካሉም ዝተባህለ ገበነኛ፡ ጉዳዩ ኣብ ቤትፍርዲ (Old Bailey) ድሕሪ ምስምዑ ናይ ሕልፈት ማእሰርቲ ይጽበዮ ከምዘሎ South London Press. ዝተባህለ ጋዜጣ ኣብ ናይ ትማሊ ሰሉስ ሕታሙ ሓቢሩ።
ኣንጻር ዲክታቶርያዊ ስርዓት ህግደፍ ብኤርትራውያን ተቐማጦ ፍራንክፈርት ጀርመን ናይ ዝተኻየደ ሰላማዊ ስልፊ ስእላዊ ምግለጺ
እዘን ኣብ ስእሊ እትርእዩወን ዘለኹም ሰበይቲ ኣብ ፍራንክፈርት ሰላማዊ ሰልፊ ይገብር ንዝነበረ ዜጋ ስለዝሃረማ ብፖሊስያ ጀርመን ተኸሲሰን ከምዘለዋ ካብ ፍራንክፈርት ዝበጽሓና ሓበሬታ የመልክት። ብዛዕባ ቲ ሰላማዊ ሰልፊ ዝርዝር ትህዝቶ ምስ በጽሓና ከነቕርበልኩም ኢና።
ኣብ ኣዲስ ኣበባን ዝተፈላለዩ ከተማታት ኢትዮጵያን ዝርከቡ ኤርትራውያን መንግስቲ ምስሪ ኣማኢት ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣገዲዱ ናብ ኤርትራ ምምልሱ ብምቅዋም ሰላማዊ ሰልፊ ኣካይዶም። ዝርዝር ዜና ብቭድዮ ንምክትታል ኣብ’ዚ ጠውቑ።
ኤህም ጨንፈር ሰሜን ኣመሪካን ካናዳን ሳልሳይ ዓመታዊ ጉባኤኡ ብዓወት ብዕለት 5ተ ሓምለ 2008 ኣብ ዋሽንግቶን ዲሲ ኣቃኒዑ።