ንሕና ኤርትራውያን ስዊደናውያን ተጣበቅቲ ደሞክራስያን ሰብኣዊ መሰላትን ኣብ ሃገረ ስዊደን ከም ኣካል ናይ ዓለምለኸ ኤርትራውያን በቲ ብዕሱባትን ደገፍትን ገባቲ ስርዓት ዓርቢ ዕለት 7october ካብ ሰዓት 12.00--16.00 ተመዲቡ ንዘሎ ሰላማዊ ሰልፊ ኣንጻር ነጻ መራኸቢ ብዙሓን ስዊደን ንምፍሻሉን ንምክሽሑን ሰላማዊ ሰልፊ ኣንጻሮም ከነካይድ ወሲናን ፍቃድ ፖሊስ ኣውጺእና
ንሕና ኤርትራውያን ስዊደናውያን ተጣበቅቲ ደሞክራስያን ሰብኣዊ መሰላትን ኣብ ሃገረ ስዊደን ከም ኣካል ናይ ዓለምለኸ ኤርትራውያን በቲ ብዕሱባትን ደገፍትን ገባቲ ስርዓት ዓርቢ ዕለት 7october ካብ ሰዓት 12.00--16.00 ተመዲቡ ንዘሎ ሰላማዊ ሰልፊ ኣንጻር ነጻ መራኸቢ ብዙሓን ስዊደን ንምፍሻሉን ንምክሽሑን ሰላማዊ ሰልፊ ኣንጻሮም ከነካይድ ወሲናን ፍቃድ ፖሊስ ኣውጺእና
ንሰንበት ዕለት 2 ጥቅምቲ 2011 ኣንጻር‘ቲ ሕሱም ዲክታቶርያዊ ጉጅለ ህግደፍ ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ፊት ኤክስፖ (መሰ Messe Giessen) ከተማ ጊሰን ሰዓት 4 ድ.ቀ. (16) ክጀምር ምዃኑ ንኵሎም ግዱሳት ኣሕትን ኣሕዋትን ደጊምና ብኽብሪ ነፍልጥ። ቆጸራና ኣብ መቐመጥ መኻይን ናይ ሽላኽትሆፍ ስትራሰ Schlachthofstraße ኣውቶቡሳት ንኣሽቱ መኻይን መቐመጢ ኣብ Schlachthofstraße(ብነጻ) ኩነታት
ኣብ ጀርመን እንርከብ ኤርትራውያን ተቓወምቲ፡ ሲቪካውያን ማሕበራትን ግዱሳትን ንዲክታተርያዊ ስርዓት ህግደፍ ብምዅናን፡ ኣብ ክንዲ ‘ቲ ብዓመጽ ህግደፍ ዝሳቐ ዘሎ ህዝብና ድምጽና ንምስማዕ ን 2 ጥቅምቲ 2011 ኣብ ጊሰን፡ ሜሰ ሃለ፡ ሰፊሕ ሰላማዊ ሰልፊ ከነካይድ መዲብና ስለዘለና፡ ኣብ ጀርመንን መላእ ሃገራት ኤውሮጳን እትርከቡ ደለይቲ ለውጢ ምሳና
ኣብ ዝሓለፈ ቀዳም 17 መሰከም.2011 ምንቅስቃስ መንእሰያት ንዲሞከራስያዊ ለውጢ ስዊዘርላንድ ዓስራይ ዓመት ዝኽሪ እቶም ምሕደራዊን መንግስታን ኣካዪዳ ንኽቅየር ዝሓተቱን ላዕለዎት ሓለፍቲ ከምኡውን ነዚ ጻዊዒት‘ዚ ናብ ህዝቢ ዘብጽሑን ተባዓት ሰብ ሞያ ጋዜጠኛታትን ካልኦት ደለይቲ ለውጢን ዝተኣሰርሉ ክሳብ ሕጂ‘ውን ኣበይ ከምዘለዉ ዘይተፈለጠሉን ንምዝካር ኣብ ከተማ ዙሪክ ክብርቲ
”ነጻ ማሕበረሰብ ኤርትራውያን ኣብ ኦስሎን ከባቢኣን” ብዕለት 11.06.2011 በዓል ናጽነት፣ ዝኽሪ ስውኣትን ዝኽሪቶም ብሓደጋ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ሃሊቖም ግቡእ ናይ ቀብሪ ስነስርዓት ዘይረኸቡ ኣሕዋትን ኣሓትን ኤርትራውያን ኣብ ከተማ ኦስሎ ብድምቀት ኣሕሊፉ።
ትማሊ ዕለት 04. 06. 2011 ዓመታዊ ንግደት ማርያም ደዓሪት ኣብ ከተማ ኦስሎ ኖርወይ ብድምቐት ከቢሩ ውዒሉ:: ጽምብል ንግደት ማርያም ደዓሪት ብግዕዛዊ ሊጡርግያ ብዝተኻየደ ስርዓተ ቅዳሴን፣ ዝተፈላልየ ጥዕመ ዜማ ብዘለዎም መንፈሳውያን መዝሙራትን ሸብሸብቦታትን ብዝተሰነየን ኣገባኣብ ከባቢ ሰዓት ሓደ ድሕሪ ቀትሪ ተጀሚሩ::
ኣብ ሃገረ ኖርወይ ኣብ ቀረባ ማዓልታት ዓመታዊ ጉባኤ ብምግባር መሳርሒ ዉልቀመላኺ ኢሰይያስ ዝኾነ ኣኼባ መንእሰያት ህግደፍ ዝተወደበ ንመንግስታዉያንን ዘይመንግስታዉያንን ትካላት ነርወይ ብምድንጋርን ምትላልን ዝተረኽበ ገንዘብ ምዃኑ ኣገልግሎት ቴሊቪዥን ነርወይ ሎሚ ኣማስይኡ ኣብ ዝዘርግሖ ሓበሬታ ኣቃሊዑ ኣሎ፡፡
ንየማነ ገብርኣብ ክሃርምዎ ደልዮም ብምባል እዉን ናብ ኣዳራሽ ኣኼባ ምእታዉ ዝተኸልከሉ ዜጋታት ከም ዘሎዉ ተፈሊጡ።
ኣብ ሽወደን ዝምደበሮም ሲቪላዊን ፖለቲካዉን ምንቅስቓሳትን ነጻ ዜጋታትን ብሓባር ኮይኖም ዝወደብዎ ሰለማዊ ሰልፊ ኣብ ኣፍደገ ናይቲ ንፕሮፖጋንዳዊ ሃልኪ ተባሂሉ ብሓላፊ ፖለቲካዊ ጉዳያት ህግደፍ የማነ ገብረኣብ ዝተኻየደ ስሚናር ስርዓት ህግደፍ ብኣዝዩ ዝተዋሃህደ ኣወዳድባ ዉዕዉዕ ናይ ተቓዉሞ ሰልፊ ድሕሪ ምክያዱ ሎሚ 1 ግንቦት 2011 ቅድሚ ቁሩብ ደቓይቕ ተዛዚሙ፡፡
ኣብ ሽወደን ዝነብሩ ኤርትራዉያን ብሰንኪ ስርዓት ህግደፍ ሃገሮም ራሕሪሖም ኣብ መገዲ ስደት ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ብጅምላ ንዝጠፍኡ 400 ኤርትራዉያን ሎሚ ኣብ ርእሰ ከተማ ሃገረ ሽወደን ናይ ሽምዓ ምዉላዕ ስነ-ስርዓት ብምድላዉ ንግዳያት ዝኽሪ ጌሮምሎም ኣምስዮም፡፡
ብሓልዮት ማሕበረ-ሰብ ዮተቦሪ ዝፍኖ ረድዮ ( ደጋፊ ህግደፍ ) አብ ናይ ቀዳም ዕለት 02 ሚያዚያ 2011 ዓ.ም መደቡ፣ ሓደ ፓነል አቕሪቡ ምምባሩ ዝዝከር ኢዩ። አብቲ ዝቐረበ ፓነል ዝዝረብ ዝነበረ ካብ ሓደ ኣእምሮ ዘለዎ ኤርትራዊ ዘይትጽበዮን ንክትሰምዖ ዘርምምን እዩ ኔሩ።
ኣነ ነዛ ጽሕፍቲ እዚኣ ክጽሕፍ ዘገደደኒ ምኽንያት፡ ነቲ/ታ፡ ኣብዚ ትማሊ፡ ዕለት 25. 03. 2011 ዓ.ም.ፈ.፡ ኣብ ጀነቫ (Geneva)፡ ኣብ ቅድሚ በት ጽሕፈት ሕቡራት መንግስታት (UN) ዝተገበረ፡ ብመንእሰይ ኤርትራ ዝተዳለው፡ ሰለማዊ ሰልፊ፡ ዘይዋዓለ/ት ኤርትራዊ፡ ክቀኒእ፡ ወይ እውን፡ ኣብዚ ሰላማዊ ሰልፊ እዚ ዘይምውዓሉ፡ ከጣዕሶ፡ ኢለ ኣይኮንኩን።
ኣብ ጉዕዞ ደሞክራሲያዊ ቃልሲ ኤርትራዉያን ዓመተ 2010 ብዙሓት ወሰንቲ መቐይሮታትን ሓደሽቲ ክስተታት ብምንጽብራቕ ሓድሽ ምዕራፍ ኣመዝጊባ ዝተዛዘመት ታሪኻዊት ዓመት እያ ኔራ፡
ኣቶ ኣርሀ ሓመድ ናካ ወዲ 57 ዓመት ኤርትራዊ መበቆል ዘሎዎ ሽወደናዊ እዩ ፡ ኣርሀ ሓመድናካ ኣብ 80 ታት ናብ ሃገረ ሽወደን ከም ፖለቲካዊ ስደተኛ ኮይኑ እዩ መጺኡ ፡፡
ከም ኤርትራዊ፡ ኣብ ሃገረይ ዝተነፍገኒ መሰል ምርጫ፡ ኣብ ሃገረ- ሽወደን ብዕለት 15 መስከረም ኣረጋጊጸዮ ዝብል መንቐሊ ኣርስተይ ኮይኑ፡ ስለምንታይ ኣብ ሃገርና እቲ መሰል ንኩላትና ተነፊጉና፡ ልዕልና ሕጊ ፈሪሱ፡ ምልካዊ ስርዓት ነጊሱ፡ ኩሉ ሰብ7ኣውን ደሞክራሲያውን መሰልና ከምዝተጋህሰ፡ መብዛሕትና ንሰማማዓሉ ኣርእስቲ ስለዝኾነ፡ ኣቕዲመ ብድሕሪ ባይታይ ክጅምር ኣገዳሲ ይመስለኒ።