ዝናን-ባህታን – ናጽነትን-ሱቕታን። (10ይ) November 6, 2011 8:55 amEritrea ቁጠባ ትግርኛassenna20 SHARE ሓምለ 1998 ጭቃን ጨፈቃን ናይ ኣዲስ ኣበባ ከይኣክል’ሲ፣ ምስ’ቲ ካብ ገዛ ዘየውጽእ ናይ ክረምቲ-ድሚማ፣ ስግኣት ናይ’ቲ ዘመና’ምጽኦ ቁዘማ ኣብ ልቢ ሰብ ክውዕልን ክሓድርን ካብ ዝጅምር እዋን ኣይሓጸረን። ምስኡ ድማ ብረድዮ ብተለቪዥንን ብጋዜጣታትን ከም ግመን ዕምብረን ንወረን ንኣየርን ዝዕፍን ዝነበረ ዜና፣ ነውርን ቀይድን ኣይነበሮን። ከም ቁርን READ MORE
ዝናን-ባህታን ናጽነትን-ሱቕታን። (6ይ ክፋል) August 14, 2011 10:35 pmቁጠባassenna00 SHARE ኣውያት ዘይብሉ! ቀባሮ ዘይወዓሉሉ ቀብሪ! Continue reading
ዝናን-ባህታን ናጽነትን-ሱቕታን። (5ይ ክፋል) August 7, 2011 1:37 amቁጠባassenna00 SHARE ዕዳጋ-ብልፍንቲ! ናይ ሓንቲ ሃገር ገንዘብ ኣብ ማእከል ዓዱ፣ ግራቱ ብሒቱን፣ ደረቱ ሓጺሩን፣ ክገላበጥ እንተተደልዩ፣ መን’ኻ ዝብሎ የብሉን። ዶብ ክሰግር እንተተሓሲቡሉ ግን ዓማዊሉ ከምዝበልዎ’ዩ ዕድሉ ዝውሰን። Continue reading
ዝናን-ባህታን – ናጽነትን-ሱቕታን። (3ይ ክፋል) July 9, 2011 4:50 pmቁጠባassenna00 SHARE ዝናን-ባህታን ትርጉም ስኢኖም፣ ናጽነትን-ሱቕታን ድማ ስኒት ስኢኖም፣ እናበልኩ ዝጀመርኩዎ ጽሑፍ ሳልሳይ ክፋሉ እነሆ። ናብ’ቲ ቀንዲ ዛዕባ ቅድሚ ምእታወይ ግን ንእሽቶ መብርሂ ክውስኸሉ። ኩሉ ሰብ ከምዝፈልጦ፣ ናጽነት ማለት መንነትካ ትዕቅበሉ፣ ውሉድካ ተዕብየሉ፣ ሃብትኻን ባህርያዊ ትዕድልትኻን ከኣ ኣብ ረብሓኻ እተውዕለሉ፣ መጻኢ ዕድልካ ድማ እተውሕሰሉ ጸጋ ኢዩ እንተበልኩ ዘጋነንኩ ኣይመስለንን። Continue reading
ዝናን ባህታን – ናጽነትን ሰቕታን (2ይ ክፋል) July 1, 2011 9:28 pmቁጠባassenna00 SHARE ለ) ኣሕዋት ዝተባእሱሉ መኣዲ ኣየ’ህርፈናን’ዩ። ኣብ እዋን ምብራዕ ኲናት (1998 – 2000)፣ ናይ ጂቡቲ መራሒ ዝነበሩ ክቡር ፕረሲደንት ሓሰን ጉለድ፣ ክዓርቁን ክሽምግሉን ናብ ኣዲስ ኣበባን – ኣስመራን ተመላሊሶም ከምዝነበሩ ዝርሳዕ ኣይኮነን። Continue reading
ጠንቕን ሳዕቤናትን ቁጠባዊ ወጥርታት ኣብ ዉሽጥ ኤርትራ April 13, 2008 10:37 pmቁጠባassenna00 SHARE ቁጠባዊ ወጥርታት ኣብ ዉሽጥ ኤርትራ ተጋሂዱ ዘሎ፡ እኩብ ድምር ናይ ዝተፈላለዩ ዉሽጣዉን ግዳማዉን ሮቛሒታት እዩ። Continue reading POST TAGS: ሳዕቤናትንቁጠባዊኣብኤርትራወጥርታትዉሽጥጠንቕን