ንኩሎም ደለይቲ ፍትሒ ነባሮ ኮሎራዶ - ኣኼባ ኣብ`ዞም ዝስዕቡ ጉዳያት ክዝቲ`ዩ። ንባይቶ ኤርትራውያን ንፍትሒ ኣብ ኮሎራዶ፣ ንህዝብዊ ምልዕዓል ኤርትራውያን ንፍትሒ፣ ንሂሩ ንዝበጋግሰ ዘሎ ኣህጉራዊ ህዝባዊ ምንቅስቓሳት ኤርትራውያን ንፍትሒ፣ ንቕድሚት፡ ንሕና ከም ህዝቢ ከነተኩሮሎም ዝግባእና መደረኻዊ ጉዳያት ንዕለት 15 ነሃሰ 2015፡ ኣብ ክለብ ኤርትራዊ ማሕበረ-ሰብ ኣብ ኮሎራዶ። ንሰዓት 3፡30 ድሕሪ ቀትሪ፡ ብተገዳስነት መጺእኩም ግዴኹም
ንነዊሕ ግዜ ትጽቢት ዝተነብረሊ ብመምህር ዘርኡ ገብረየሱስ ዝተጻሕፈት “ መምዘክርና እንተንግንጽል” ዘርእስታ መጽሓፍ ኣብ መጨረሻ እንሆ ንምዝርጋሕ ተቐሪባ። እታ መጽሓፍ፡ ኣብ ቀዳማይ ክፋሊ ብዛዕባ ኣቶ ዘርኡ ኣብ ውሽጢ ናይ ከተማ ናይ ደባይ ውግእ ስርሒታት ተ.ሓኤ ኣብ መስመራት ከባቢ ዓዲዃሊን-መንደፈራን ኣስመራን ዘሕለፎ ፈተነታትን ኣስተዋጽኦታትን ዝርዝራት ኮይና፡ ኣብ ካልኣይ ክፋሊ ክኣ
ጋዜጣዊ መግለጺ ተበግሶ ኮሎራዶ ንምድሓን ሃገር! ንሕና፡ ባይቶ ኤርትራውያን ኣብ ኮሎራዶ ንፍትሒ፡ ንሃገራዊ ስኒትና ዝዓናቕፉ ጉዳያት ክንፈትሕ፡ ቀጻሊ ሰሚናራት ከነካይድ ተበጊስና። ባይቶ ኤርትራውያን ኣብ ኮሎራዶ ኣካል ናይ`ተን ድሮ ብደረጃ ሰሜን ኣሜሪካ ተጠራኒፈን ዝነጥፋ ዘለዋ ዓሰርተ-ሰለስተ ከተማታት እያ። ዕላማና፡ ኤርትራ ካብ ጥፍኣት ድሒና፡ ቅዋማዊት ሃገር ንክትከውን ቀጻሊ ጻዕሪታት
[gview file="http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2015/03/Samra-1.pdf"]
ኣኼባ ሓድነት ኤርትራውያን ኣብ ከተማ ሎንዶን ጻውዒት ንኹሉ ኤርትራዊ ተቐማጣይ ዓባይ ብሪጣንያ ኮሚቴ ሓድነት ኤርትራውያን ንፍትሒ ብመሠረት እቲ ሕዝቢ ዝሃበና ሓላፍነት፥ ንኹሉ ኤርትራዊ ዜሳትፍ ሰፊሕ ናይ ሓድነት ኣኼባ ኣዳሊና ስለ ዘለና፥ ብኽብሪ ንዕድመኩም። ክሳብ ሕጂ፥ ኣብዚ እኼባዚ ክሳተፉ ዝተዓደሙ ኣካላት፥ መራሕቲ ሃይማኖታት፥ ፖለቲካውያን ውድባት፥ ሲቪካውያን ማሕበራት፥ ከምኡውን ውልቀ
“ሽግር ኤርትራ፡ ፍታሕ ብኤርትራውያን” ኤርትራውያን መንእሰያት ሽግር ሃገርና ንምቕንጣጥ አብ ሃገርና ዘሎ ውልቀ ምልካዊ ስርዓት መዛዘሚ ንኽግበረሉ ዝሕግዝ ኮንፈረንስ ንምድላው አብ ምሽብሻብ ንርከብ። እዚ ዝተፈላለየ መደባት ዝሓቖፈ ኮንፈረንስ ካብ 25-28 ግንቦት አብ ርእሲ ከተማ ሕ.መ.ኣ ከተማ ዋሽንግቶን ዲሲ ክካየድ እዩ። ነዚ ካብ ኤርትራውያን ደለይቲ ለውጢ ነቒሉ
ኣቦና ኣቦይ ባሻይ ተዓረ ኣቦና ኣቦይ ባሻይ ተዓረ፡ ካብ ኣቦኦም ቀሺ ተኽለሃይማኖት ወልደሚካኣኤልን ካብ ኣዴኦም ወ/ሮ ለተጋብር ተኪኤን ብዕለት 16 ግንቦት 1916 ዓ. ም. ፈ. ኣብ ዓዶም ትኹል ሮቡራ እገላ-ሓመስ ኣከለ-ጉዛይ ተወሊዶም። ዕድሜኦም ዓቕመ-ኣዳም ምስ በጽሑ ኣብ ውትህድርና (ፊልድ ፎርስ) ተዓስኪሮም ክሳዕ 1971 ኣገልጊሎም። ብድሕርዚ ኣብ
[embed]http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2012/03/Las_vegas_-Civic.pdf[/embed]
ሰላማዊ ሰልፊ፡ ኣብ ከተማ ፍራንክፎርት ሃገር ጀርመን ንቀዳም ዕለት 24 መጋቢት (March) 2012 ኣንጻር‘ቲ ሕሱም ዲክታቶርያዊ ጉጅለ ህግደፍ ኣብ ጉዳይ ሃይማኖታዊ ትካላት ብፍላይ ድማ ኣብ ውሽጢ ቤተ ክርስቲያን መድሓኔ ዓለም ፍራንክፎርትን ካልኦትን ዝፍጽሞ ዘሎ ምትእትታው ደው ንከብል ዝጽውዕ ሰላማዊ ሰልፊ ክካየድ ተመዲቡ ኣሎ። ተቓውሞና እነካይደሉ ካብ
ዕለት 24.03.2012 ኣብ ከተማ ፍራንክፎርት - ጀርመን፡ ንታሪኻዊት ዓለም-ለኻዊትን መዓልቲ ደቂ-ኣንስትዮ 8 መጋቢት ምሳኹም ሓቢርና ከነብዕል፡ ዝስምዓና ደስታ ወሰን የብሉን። ተዳሊዩ ዘሎ መደባት ድማ ከም’ዚ ዝስዕብ ኢዩ፡- መደብ 8 መጋቢት 16:00 መኽፈቲ ኣኼባ 16:20 ቃል ኣደ-መንበር ነጻ ማሕበር ደቂ-ኣንስትዮ ንሰላምን ዲሞክራስን 17:30 ዕርፍቲ (ምሳሕ) ህዝባዊ ኣኼባ፡ መደብ
دعوة هامة لكل الشباب الإرتري يدعو المجلس الوطني الإرتري للتغيير الديمقراطي في سكندنافيا وأوروبا كافة الشباب الإرتري في ستوكهولم وضواحيها إلى المشاركة في الاجتماع الهام الذي سيعقد من أجل مناقشة موضوع مهم يخص الشباب الإرتري التاريخ: السبت 17/3/2012 المكان: ABF Hallonbergen المكان: 13:00—18:00 مع تحيات لجنة الشباب في المجلس الوطني ኣገዳሲ መጸዋዕታ ንኹሎም
ኣገዳሲ መጸዋዕታ ንጽባሕ ቀዳም ዕለት 17.03.2012 ብመሪሕነት ሰልፊ ደሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ህልዊ ኩነታት ህዝብን ደንበ ተቓውሞን ብዘርኢ ሰፊሕ መግለጺ ክውሃብ ስለ ዝኾነ ኩሉ ብሃገሩ ዝግደስ ዜጋ ንኽሳተፎ ብኽብሪ ንዕድም። ዕለት ኣኼባ ፤17.03.2012 ስዓት 15 ድሕሪ ቀትሪ ቦታ Altes Feuer Wehrhaus Süd Möringer Str 56 Stuttgart ሽቱትጋርት ጀርመን ሓበሬታ፡ ብ U-Bahn ቁ.1 ወይ ቁ 14 ወሲድኩም
ክቡራት ኤርትራዉያን ኣሕዋትንኣሓትን፣ ዓለም-ለኻዊ ምንቅስቓስ መንእሰያት ኤርትራ ጨንፈር ዓባይ ብሪጣንያ፣ ሰፊሕ ናይ መላለይ ንመዛናግዕን መሃርን መደብ ኣብ ከተማ ሊድስ ሰሪዑ፣ ንኹሉ ኤርትራዊን ኽሳተፍ ይዕድም። ቴማ ናይ’ቲ ምሸት“ ኣብ ኤርትራ ፍትሒ ክነግስ’ዩ” ዝብል ኮይኑ፣ ስነጥበባውያን ብዜማ ንግጥም ንከድምቕዎ ምዃኖም ኣዳላዊት ኮሚቴ ትሕብር። ዝግበረሉ ቦታ ንሰዓትን ከምዚ
ናብ ኩሉኩም ደለይቲ ፍትሒ ንደሞክራስያዊ ለዉጢ ኤሪትራዊያን ኢንዲያናፖሊስን ከባቢአን ብቀዳምነት ንኩሉኩም ሰላም እንዳበልና ንዕለት 17 መጋቢት ብምክኒያት 8 መጋቢት አህገራዊ መዓልቲ ደቂ አንስትዮ ንምብዓል አብ ከተማና ኢንዲያናፖሊስ ኢንዲያና አዳሊና ስለ ዘሎና ኩሉኩም ደላይቲ ፍቲሒ ምሳና ሓቢርኩም ከተምስዩ ብክብሪ ንዕድም ዝግበረሉ ቦታ 4863 W. 38th St. Indianapolis, IN. 46254.
[embed]http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2012/03/public-meeting-on-17-of-march.pdf[/embed]
ኣባላት ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራስያዊ ለውጢ ኣብ በይ- ኤርያ፡ ዕማማት ሃገራዊ ባይቶ ንምትግባር፡ ምስቲ ደላይ ለውጢ ዝኾነ ህዝብና ክንዝቲ፡ ንዕለት 10 መጋቢት 2012 መዲብና ኣሎና። ኹሉ ብህዝቡን ብሃገሩን ዝግደስ ኤርትራዊ ዜጋ፡ ንውድቀት ህ.ግ.ደ.ፍ ንምቅልጣፍ፡ ንመደባት ሃገራዊ ጉባኤ ከም ቀዳማይ ዕላማኡ ሰሪዑ፡ ንኽነጥፍን ብዘለዎ ዓቕሚ ከበርክትን፡ ኣብዚ ኣኼባ
[embed]http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2012/03/Church_Demo_GR.pdf[/embed]
ተበግሶ ማሕበር ደቂ- ኣንስትዮ ኤርትራ ኣብ ጀርመን e.V Initiative Eritreischer Frauenverein in Deutschland e.V 8 መጋቢት ዓለም-ለኸ መዓልቲ ደቂ-ኣንስትዮ ን10.03.2012 ፍራንክፎርት ጀርመን 8 መጋቢት ኣህጉራዊት መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ ፣ ኣካል ናይቲ ንሰብኣዊ ክብርን ፍትሓዊ ስርዓት ንምትካልን ኣብ መላእ ሕብረተ ሰብ ዓለም ዝተኻየደን ዝካየድ ዘሎን ቃልስታት ኢዩ ። 8 መጋቢት
ነጻ ማሕበር ኤርትራውያንደቂ-ኣንስትዮንሰላምንዲሞክራስን ዕድመ ታሪኻዊት ንዓለም-ለኻዊትን መዓልቲደቂ-ኣንስትዮ (8 መጋቢት ) ብምዝካር ሓቢርና ከነብዕልን ከነኽብርንነጻ ማሕበር ኤርትራውያንደቂ-ኣንስትዮንሰላምንዲሞክራስን ብመጀመርያንኤርትራውያንኣሓትቀጺሉውንንኹሎምክፋላትኤርትራውያንሕብረተሰብናብሓፈሽኡድማንኹሎምመሓዙትናንፈተውትናንብኽብረትይዕድም። ዕለት፡ 24.03:2012 ቦታ፡ Kleyer str.21 Kleyerstraße 21 60326 Frankfurt am Main beim (Adlerwerk) ሓበሬታ፡ ካብHauptbahnhof Frankfurt am Main ዝተፈላለየመጉዓዝያኣሎ። 1) Strassenbahn 11 ን 21 ስጋብGalluswarte, 2) ብ S-Bahnen 3/4/5/6 ሓንቲስቴሽንስጋብGalluswarte. ካብGalluswarteብኣውቶቡስ 52 ስጋብKriegstr. ካብኡናይ 5 ደቒቕብእግርኹምትምልኡ ጻውዒት ፡ -
ኤ.ሃ.ባ.ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ ብጉዳይ ኤርትራዊ ሃገራዊ ጉባኤ ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ፡ ብኣባላት ሃገራዊ ባይቶ ንዲሞክራሲያዊ ለውጢ፣ መግለጺ ንምስማዕ ፡ ብህዝቡን ብሃገሩን ዝግደስ ኤርትራዊ ኣብዚ ኣኼባዚ ንኽሳተፍ ብኽብሪ ይዕደም። ዕለት፡ ሰንበት መጋቢት 04/2012 ስዓት፡ ካብ ስዓት 4፡00ድ.ቀ.-ክሳብ- 8፡00ድ.ቀ. ቦታ ኣኼባ፡ 380 ADELAID STREET NOTH LONDON, ONTARIO. ንኡስ ሽማግለ ሎንዶንን ከባቢኣን ብደሓን ምጹ!
[embed]http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2012/02/Book-Adv.-1.pdf[/embed]
[embed]http://demo.archive.assenna.com/wp-content/uploads/2012/02/Aklilu-Feto-Tefeno.pdf[/embed]
ብሃንደበታዊ ሓደጋ ሞት መንእሰይ ሓጎስ ፍሰሃ መዝገቦ፣ ትውልዲ ዓዱ ቅንቶ ኣኽራን፣ ከባቢ ምምሕዳር ጸሮና ዝኾነ ሓውናን ወድና ዝተሰመዓና መሪር ሓዝንን ጓህን ንገልጽ። ስነስርዓት ቀብሩ ዝፍጸመሉ ዕለት ብሓደ ሓደ ተክኒካዊ ምኽኒያት ክሳብ ሕጂ ክንውስን’ኳ እንተዘይከኣልና ኣብ’ቲ ዝዓረፈሉ ከተማ ኣለንታወን ፐንሰልቨንያ ኣሜሪካ (Allentown, Pennsylvania USA) ኣብ’ዚ ቀረባ
ሰፊሕ ህዝባዊ ሰሚናር ኣብ ዋሺንግቶን ዲሲ ተሳተፍቲ ሃገራዊ ጉባኤ ነቲ ካብ ሕዳር 21-30 ኣብ ኣዋሳ(ኢትዮጲያ) ዝተኻየደ ዕውት ሃገራዊ ጉባኤ ከመይ ይመስል ከም ዝነበረ ንምብራህ ንዕለት 1/21/2012 ሰዓት 1፡00 ድሕሪ ቐትሪ ኣብ 7978-B New Hampshire Ave, Hyattsville MD 20783 ሰፊሕ ሰሚናር መዲቦም ስለዘለዉ ነዚ እዋናዊ ኩነታት ሃገር
ብሃንደበታዊ ሞት ኣብ ሽወደን፡ ስቶክሆልም፡ ዝነብር ዝነበረ ወዲ 30 ዓመት ኤርትራዊ መንእሰይ ናስር መሓመድ ስዒድ መፍለስ ዝተሰመዓና መርር ሓዘን እናገለጽና፡ ንስድራቤት ጽንዓት ይሃብኩም ንብል። ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ጨንፈር ጀዳ ሮመዳን ደረንካ ኣሰና ‘ውን ተኻፋሊት ሓዘን ስድራቤት ነፍሲሄር መንእሰይ ናስር መሓመድ ምዃና እናገለጸት ጽንዓት ይሃብኩም ትብል።
ሰላም ከመይ ቀኒኹም ኣብዚ ዚሓለፈ ሰሙናት ስርዓት ህግደፍ ኣብ ልዕሊኡ ክግበር ተሓሲቡ ዘሎ እገዳ ዓቕሉ ጸቢቡዎ ኣብ ዝኣትዎ ጠፊኡዎ ከምዘሎ ንዕዘቦ ዘለና ሓቂ እዩ። ኣብ ዝተፈላለየ ሃገራት ዘርጊሑወን ዘለዋ መጋብሪ ዝኾና ቤት ጽሕፈታቱ ኣቢሉ ናብ'ዚ ገርሀኛ ዝኾነ ህዝቢ ሓድሽ ጎስጋስ ጀሚሩ ከምዘሎ ፍሉጥ ኮይኑ። ኣብዚ
ብምክንያት እቶም በስገዳድ ንኤርትራ ዝጥረዙ ዘለው መንእሰይት አሕዋትና ከምኡውን ብሰንኪ እቲ አብ በረኻታት ሲናይ ዘጋጥሞም ዘሎ ግፍዕታት አቤት ንምባል አብ አፍደገ ቤት ጽሕፈትውድብሕቡራት ሃገራት ጀነቭ ብምእካብ ናይ ተቃውሞ ጻዊዕትና ንዕለት 18.11.2011 ከነስምዕ ምኻና ንሕብር፣፣ ኩሉኹም አሕዋት ኤርትራውይን ካብ ምሉእ ዓለም ምሳና ሓቢርኩም ክትውዕሉ ጻዊዒትና ነቅርብ፣፣ አዳላዊት ሃገራዊት ኮሚተ አሕዋት
Eritreische Volksverein e.V. ኣገዳሲ ሰሚናር ኣብ ሽቱትጋርት ምስ 1. ጉንተር ሽሮደር ( Gunther Schröder ) ተመራማሪ ስነ ታሪኽን ምኩር ክኢላን ካብ ከተማ ፍራንክፈርት 2. መንእሰይ (ተመሃራይ ሕክምና) ቢንያም ክፍላይ ( Binyam Kiflai ) ኣባል ኤስ. ፐ. ደ ፓርቲ ካብ ከተማ ሃኖቨር ኣርእስቲ መሰል ወዲ ሰብ ኣብ ኤርትራን ናብራ ስደትን ፡ ቦታ Katholisches Pfarramt St.
ድሕሪ ሰሚናር: ጽምብል መበል 50 ዓመት ምጅማር ሰውራ በዞም ዝስዕቡ ሕቡባት ወናማት ኤርትራውያንን ተወሳኺ ሙሲቐኛታትን ዝተሰነየ ጸወታን ትልሂትን ተዳልዩልኩም ኣሎ::
ንዕማ ኣንዋር ኣሕመድ ብ 1988 ዓ.ም.ፈ ካብ ኣቦኣ ኣንዋር ኣሕመድን ካብ ኣዲኣ ፋጡማ ነስረዲን ሙሳን ካብ ብሄረ ዓፋር ኣብ ኣዲሳበባ ተወሊዳ።
ኩሉኹም ደላይቲ ሰላም፣ ፍትሕን ደሞክራስን ዝኾንኩም ኤርትራውያን፡ ጽባሕ ቀዳም 13 ነሓሰ 2011 ኩልና ብሃገርናን ህዝብናን እንግደስ ኤርትራውያን ነቲ ብስርዓት ህግደፍ ኣብ ኦክላንድ ዝዳሎ ናይ ኣሽካዕላልን ሸፈጥን ፌስቲቫል ክንቃወም ሰላማዊ ሰልፊ ኣዳሊና ስለዘለና ኣብቲ ቦታ መጺኹም ንስርዓት ውልቀ መላኺ ንኽትኩኑኑ ብኽብሪ ንዕድመኩም።
“ኣነንያ ጴጥሮስ ብዝብል ስም ዝፍለጥ ነባሪ ስዊዘርላንድ ዝኾነ ሰብ ካብ ኤርትራ ናብ ሱዳን የስግርየ እናበለ መንሰያት ድሕሪ ምእካብ ንመንግስቲ ኣሕሊፉ ይህቦም ኣሎ።