መግለጺ መንበረ ጵጵስና ሰሜን ኣሜሪካ ብምኽንያት እቶም ኣብ ባሕሪ ላምፐዱሳ ዝሃለቑ ኤርትራውያን November 11, 2013 5:39 pmEritrea ማሕበራዊassenna10 SHARE በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሓዱ ኣምላክ ኣሜን። እምበኣርሲ ሕጂ’ውን ብጾምን ብብኽያትን ብቑዝማን፣ ብምሉእ ልብኹም ናባይ ተመለሱ፣ ክዳንኩም ዘይኮነስ ልብኹም ደኣ ቅደዱ ይብል እግዚኣብሔ። ንሱ ንኹራ ደንጓዪ ብምሕረት ከኣ ምሉእ ካብ ክቐጽዕ ኪምሕርን ኪርኅርኅን እዩ ዚፈቱ እሞ። ናብ እግዚኣብሔር ኣምላኽኩም ተመለሱ። ኢዮኤል 2፣ 2፣12-13። መንእሰያት ሃገርና ሎሚ READ MORE
ሐጺርገምጋምኩነታትስደተኛታትኤርትራኣብኢትዮጵያንሱዳንን (ካልአይ) December 15, 2011 5:51 pmEritrea ማሕበራዊ ትግርኛassenna100 SHARE ዓኮሴኤ (ICER) ሃለዋት እቶም ኣብ ሱዳንን ኢትዮጵያን ዝርከቡ ስድተኛታት አማዕዲኻ ምርአዩ እቲ ዝቐለል ኢዩ። ውሽጡን ውሻጤኡን ንምድህሳስ ምስ እትህቅን ግን ኣስከሕካሒ ምዃኑ ኣነጺርካ ትግንዘቦ። ምናልባት’ውን ጊዜዊ ጋሻ ኴንካ ንቅሩብ መዓልታት ጸገሞም ምስ እትካፈል ወይ ከአ ካብ ቁጽሮም ብርክት ዝበሉ ስደትኛታት ካብ ትረኽቦ መጀመርያ ምንጪ ኣብ ዘስካሕክሕ READ MORE
ብዛዕባ እምነትን ሕድሕዳዊ ምትእምማንን – ብ ዳንኤል ሰመረ ተስፋይ August 22, 2011 3:42 pmማሕበራዊassenna00 SHARE Continue reading
ምሕጽንታ፡ ንዓድታት ፡ ሔቦን፡ ሓዲሽ-ዓዲ ዓረትን። መስሓቕ ደመኛ ጸላኢኹም ስርዓት ኢሰያስ ሙዃን የብቅዕ! August 19, 2011 4:37 pmማሕበራዊassenna10 SHARE ነዚ ክንጽሕፍ ዘደረኸና ምኽንያት፡ ዝሓለፈ ሰንበት፡ ነሃሰ 14/2011 ዘሕዝንን ዘሰንብድን ዝተገብረ ፍጻሜ ኢዩ። Continue reading
ቅሉዕ ደብዳቤ ንስደተኛ ኤርትራ ኣብ ሱዳንን ኢትዮጵያን : መግለጺ ዐለምለኻዊ ኮሚሽን ንስደተኛታት ኤርትራ July 7, 2011 4:56 pmማሕበራዊassenna00 SHARE ብዶር የዕብዮ ወልደማርያምጠንቂ ስደት ኣብ ኤርትራ ብዙሓት ኢዮም። ካብአቶም ብኽፋል ክንጠቅስ ምስ ዝድለ፡ እቲ ቐንዲ ዝኾነ ወሰን ዘይብሉ ዕስክርና እሞ ድማ ከምቲ ንቡር ብባልያ ይኹን ብተማልእተኛ ንቤተሰብካ መጠወሪ ገንዘብ ክትሰደሉ ዘየኽእል ኩነታት ብመንግስቲ ኤርትራ ብምድንጋጉ ኢዩ። Continue reading
መልእኽተይ ንካቶሊካውያን ኣመንቲ ኣብ ለንደን December 28, 2010 10:49 pmማሕበራዊassenna11 SHARE መባእታ ብመጀመርያ ርሑስ በዓለ ልደት ይግበረልና። ንሕዝብና፡ ጸሎቱ ሰሚዑ፡ ንዝጸምኦ ሰላምን ፍትሕን ዝህብ፡ ንሕማቑን ጠንቂ ሓዘኑን ዝቕንጥጥን በዓለ ልደት ይግበረሉ። Continue reading POST TAGS: “ቤት”12/12/2010ህግደፍንለንደንመልእኽተይተግባርንናይኣለዎምኣመንቲኣብእንታይካቶሊካውያንክብርዘራኽብይሥሓቕዶርጸሎትን