Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ኢድኩም ተሓጸቡ!   ኣብ’ዚ እዋን ለበዳ ሕማም ኮሮና ቫይረስ -19 ዝላበዓሉን ሂወት ሚልዮናት ሰባት ዝቐዝፈሉን ዘሎ ህሞት፡ ኢድካ ምሕጻብ ሓደ ካብ’ቲ ቀንዲ ብሰብ ሞያ ጥዕና ዝወሃብ መከላኸሊ ናይ’ዚ ለበዳ ኢዩ። ኣብ ሕብረተሰብና’ኳ  ኢድካ ምሕጻብ ብህጻንነትና ካብ ወለድናን መማህራንና ንመሃሮ መባእታዊ ልምዲ ምዃኑ ኩልና ንፈልጦ ሓቂ’ዩ። ከም’ዚ  ስለ

READ MORE

ኤርትራውያን፡ ካብ ብጨናፍር ህግደፍ ብሰራውር ህግደፍ ከይንሳቀ ንጠንቀቅ ብዙሓት መራሕቲ ሃገራትን ፖለቲከኛታትን፡ መኣዝንን ኣቃልቦን ተቃወምቶምን ጸላእቶምን ንምጥምዛዝን ሓቂ ንምኽዋልን፡ ኣብ ሕብረተሰብ ቤላበለውን ምህውታትን ከምዝልሕም ይጽዕሩ። ሓደ ሓደ እዋን፡ መራሕቲ ሃገራት ውሽጣዊ ቅልውላዋቶምን ተጻባእቶም ንምግላል ፡ ክሳብ ምስ ካልኦት ሃገራት ኩናት ምእዋጅን ብመራኸቢ ብዙሓን ናይ ቃላት ውግእ

READ MORE

ብመሰረት ኣብ 1951 ዝተኸተመን ኣብ ዓንቀጽ ሓደ ሰፊሩ ዘሎን ኣህጉራዊ ውዕል ኣተሓሕዛን መሰላትን ስደተኛታት፡ ብኩናት፡ ብጥሜት፡ ብግጭት ሃይማኖትን ዓሌትን ካልእ ጠንቅታትን ኣብ መበቆላዊ ዓዶም ብሰላም ዕለታዊ መነባብሮኦም ክመርሑን ህይወቶም ከድሕኑን ንዘይክኣሉ ዜጋታት፡ ኣብ ካልእ ሃገር ናይ ምንባር ዑቁባን መባእታዊ ሓለፋታት  ክረኽቡን መሰል ኣለዎም። ኩለን ነዚ

READ MORE