Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ATV: NEWS: ኣብ ዝምታ ቶናት ማዕድን ወርቂ ኤርትራ ዝርከብ ስርዓት ኢሳይያስ 8.4 ኪሎ ወርቂ ንዝሰረቑ 4 ቻይናውያን ሰራሕተኛታት ኣሲሩ ።

https://www.youtube.com/watch?v=RC06vgn2sgM&feature=youtu.be

aseye.asena@gmail.com

Review overview
1 COMMENT
  • Hagherawi September 18, 2019

    ብዘይካ ስርቂ እንታይ ካልእ ስራሕ ኣሎዎም?
    – ማዕጾ ስይርካ ኣብ ዘይገዛኻ ምንባር
    – ሰብ ኣሲርካ ንብረቱ ምዝራፍ
    – ፋሓም ወይ ዕንጨይቲ ኮንትሮባንዶ ሒዝካ ንገዛኻ ምውሳድ
    – ዋናታቱ ኣብ ስደት ዘለዉ መሬት ምጥቃም
    – ንብረት መንግስቲ ምስራቅ
    – በንዚን ሰራዊት ሰሪቅካ ምሻጥ
    – ኣለቁሑኒ እልካ ገንዘብ ሰብ ምስራቅ
    – ብረት ሰራዊት ኣብ ራሻይዳ ሱዳን ምሻጥ
    – ብረት ሰራዊት ኣብ በደዉ ሲና ምሻጥ
    – ውርቂ ሃገርና ብዘይ ሕጊ ምሻጥ
    – ገንዘብ ህዝቢ ኣብ ባንክ ኣቆምጡዎ እልኻ ምስራ
    ወዘተ. ….

Post a Reply to Hagherawi Cancel Reply