Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ATV: ዕላል ምስ ኤርትራውያን ስነጥበበኛታት ኣብ ለንደን ብምኽንያት ብዓል ፋሲካ – 28 ሚያዝያ 2019

https://www.youtube.com/watch?v=g7Z0XZiJFj4&t=3s

aseye.asena@gmail.com

Review overview
3 COMMENTS
  • Nebro April 29, 2019

    ኣሚር ንዕዱማትካ ኣይተቛርጾም። ሓሳቦም ከይወድኡ ትኮልፍ ኣለኻ።

  • Yohannes gubsa April 29, 2019

    ክቡራት የሕዋተይ
    አገናዕ!!!!
    ስነጥበባውያን ደቂ ህዝቢ ማለት ከአዚ’ዩ መትከሎም። ኩቡራት የሕዋተይ፡ ንስለቲ አብ ሓርነታዊ ቃልሲ አበርክቶኹም፡ ሕጂ ትኸፍልዎ ዘሎኹም ዋጋን ደጊመ የመስግን። ሰብ ሓላፋይ’ዩ ታሪኹ ግን ነባሪ’ዩ። ስለዚ ከም ስነ ጥበባውያን ከም ደቂ ህዝብን ሃገርን፡ ንሓቅን ፍትሕን፡ ንህዝባዊ መትከል ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ደው ምባልኩም ንሕጂን ንዘለአምን’ውን ወርቓዊ ክብሪ ይሰማዕኩም። አንቱም አምሰሉ፡ ክንነብር በሃልቲ በለጸኛታትን ስነጥበባውያን፡ ካብዚ ተማሃሩ፡ ካብ ምስ ገባቲ ውልቐ መላኺ፡ ምስ ህዝብኹምን ንስለ ህዝብኹምን ሕጂ ደው በሉ። ታሪኽ ይሓተኩምን ይጽውዓኩምን ኣሎ።
    ሓውኩም ዶር. ዮሃንስ ወልደማሪያም ጉብሳ

  • Asefa April 29, 2019

    Tsegay, you should be a city analyst.

Post a Reply to Asefa Cancel Reply