Visit the new AsenaTv Website

https://asenatv.com

ATV: ኤርትራውያን ብዶብን ምምላስ ባድመን ክንዛረብ፡ ኢሰያስ ንኤርትራ ብምልእታ ሸይጡ ድሮ ዓሰብን ባጽዕን ንኢትዮጵያ የረክበን ጀሚሩ ኣሎ

https://www.youtube.com/watch?v=vvDj3i8GaCA

aseye.asena@gmail.com

Review overview
1 COMMENT
  • Temesgen March 28, 2019

    What is DIA contemplating secretly? dragging us in to war again?
    መንግስቲ ዩክሬይን፣ “ብዘይሕጋዊመንገዲ ናብ ኤርትራ ክሰጋገር ዝሓሰበ’ዩ” ዝበሎ፣ 36 ሚሳይላት ከምዝሓዘ ንኣገልግሎት ዜና እታ ሃገር ብምጥቃስ መርበባት ሓበሬታ ገሊጸን።
    እዚ ዝግለጽ ዘሎ፣ ኣኽሃብር ሕጊ እታ ሃገር ዩሪ ሉሰንኮ፣ ላዕለዋት ወትሃደራዊ ኣሕባር ሕጊን ኣናቶላይ ማትዮስን ብሮቡዕ 27 መጋቢት ንካቢነ ሚኒስተራት እታ ሃገር ድሕሪ ዝሃብዎ መብርሂ’ዩ።
    እቲ ኣብ ወደብ ኦደሳ፣ ዝተታሕዘ፣ ስርሓት ሩስያ ዝዓይነቱ ሚሳይላት፣ ካብ መሬት ናብ ሰማይ ዝውርወር፣ ጸረ ነፈርቲ ምዃኑ’ዩ ተሓቢሩ።
    እቲ ሚሳይላት፣ ብዘይሕጋዊ መንገዲ ናብ ኤርትራ ክሰጋገር ከምዝተታሕዘ ደኣ’ምበር፣ መዓስን ብኸመይን ከምዝተረኽበ ዝርዝር ኣይተገልጸን።

POST A COMMENT